ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ

1 ናይ 2016 ዓም ፈቃድ ንግዲ ዝሐደሰ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝከፈልኩምን ክከዉን አለዎ

2 ተወዳደርቲ ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግዲ መረዳእታ መቅረባይነት : መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪን ካልኦትን መረዳእታ ቅዳሕ ክቅርብ ዝክእል

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝጉባተ ዝኮኑን ናይ ወርሒ ለካቲት መጋቢት ሒሳብ ዘወራረደሉ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 ሰነድ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ 7/8/2016 ዓም ክሳብ 22/8/2016 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓተ እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኢሮፕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳር ፋይናንስን ዘይምለስ 100 ቅርሺ እናከፈሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን ምእታዉ ይክእሉ

5 መከበሪ ጨረታ 6000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

6 ሰዓራይ ጨረታ ዉዕሊ ንክኣስር ብዝተነገሮ ኣብ ዉሽጢ 3 ዉዕሊ ክኣስረ ዝክእል

7 መከበሪ ጨረታ 10 ሚእታዊ ካብ ጠቅላላ ናይ ዝሰዓሮ ንብረት ዋጋ ብጠቅላላ ገንዘብ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

8 እቲ ጨረታ 22/8/2016 ዓም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ኣብ ወረዳ ኢሮፕ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይነስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ዶሃን ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

9 እቲ ቤተ ፅሕፈት ዝሸሐ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914436687 / 0914429069