ቤት መዘጋጃ ዓዲነብሪኢድ

1 ናይ 2016 ዓም ግበሪ ዝከፈለን ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሰን

2 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ናይ ወርሒ ለካቲት 2016 ዓም ሒሳብ ዘወራረደሉ መረዳእታን ከቅርብ ዝክእል

3 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግበሪ ማላት እዉን ቲን ናምበር ከቅርብ ዝክእልን ከምእዉን ናይ ምቅረባይነት ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእልን
4 ናይ ተቅርብዎ ንብረት ዓይነት ፍቃድ ንግዲ በቲ ዘፈር ክተቅርቡ እትክእሉ

5 ሰነድ ጨረታ ቅዳሕ ብምግባር ዋና ቅዳሕን ተባሂሉ ነንበየኑ ተዓሺጉ ምልክት ብምግባር ክቅርብ ዝክእል

6 ኣብ መንግስታዊ ጨረታ ኣብ ዝኮነ ይኩን ትካል ዝተኣገደ ኣብዚ ጨረታ ክሳተፍ ኣይክእልን

7 ከይዲ ጨረታ ብዘይ ኣገባብ ንምዝባዕ ምፍታን ብሕጊ ዘሕትትን ጨረታ ክይሳተፍ ክሳብ ምእጋድ ስገምቲ ዘስዕብ ምኮኑ ክፍለጥ አለዎ

8 ነብሰወከፍ ሰነድ ጨረታ እንትምላእ ስምን ኣድራሽ ፊርማን ማህተምን ክዓርፎ አለዎ

9 ዋጋ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ እስካብ 15 መዓልቲታት ይከዉን

10 ሰነድ ጨረታ እንትምልእ በቲ ዝቀረበ መዓቀኒ ክምላእ አለዎ ናይ ባዕልካ መዐቀኒ ምእታዉ ኣይፍቀድን

11 መከበሪ ጨረታ 20000 /ዒስራ ሽሕ/ ብጥረ ገንዘብ ወይድማ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእልን ተጨረቲ መትሓዝ ጨረታ ዝልቀቀሎም ድማ ሰዓራይ ዉዕሊ ምስኣሰረ ይከዉን
12 ሰዓራይ ዉዕሊ ክኣስር ከሎ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ከትሕዝ ዝክእል

13 እቲ ሰነድ እንትምላሰእ ሰርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን እንተሊዎ ድማ ፊርማክም ክዓርፎ አለዎ

14 እቲ ቤት ፅሕፈት ጨረታ ምስትከፈተ ከምእድላይነቱ ናይቲ ዝግዛእ ኣቅሐ ክሳብ 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል እዩ

15 ሰነድ ጨረታ ካብ 14/8/2016 ዓም ክሳብ 29/8/2016 ዓም ካብ ቤት መዘጋጃ ዓዲ ነብሪኢድ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት 100 ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

16 ጨረታ 30/8/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ኣበቲ ዕለት ድማ ሰዓት 4:30 ክክፈት እዩ

17 እቲ ቤት ፅሕፈት ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0987896629