ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብ ለኸ

ስለዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ

  1. Â ናይ 2007 ዓም ግብሪ ዝከፈለን ናይ 2008 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሰን
  2. Â ዝተሓደሰ መቅረባይነት ፍቃድ ዘለዎም
  3. Â ናይ ነጋዳይ መለለዩ ቁፅሪ ማለት ዉን ቲን ነምበር ዘለዎም
  4. ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነ
  5. ሰነድ ጨረታ ካብ ወረዳ መረብ ለከ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዕለት 19 መጋቢት 2008 ዓም Â ጀሚሩ ክሳብ 4 ሚያዝያ 2008 ዓምÂ ምዉሳድ ይከኣልÂ
  6. Â ናይ ጨረታ ፖስታ ቅድሚ ምክፋቱ 3000 መክበሪ ጨረታ ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይ ድማÂ Â ብዝተፈለጠ ባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዙ አለዎ
  7. Â እቲ ጨረታ 4 ሚያዝያ 2008 ዓም ሰዓት 4፡00Â ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕልትÂ ሰዓት 4፡30Â ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ መረብ ለኸÂ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም ኬዝ ቲም ዕደጋ ይክፈት
  8. Â Â እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ/ቁ 0345550125 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል