Sur Construction PLC

1ኣብዚ ጨረታ  ክትሳተፉ እትደልዩ ናይ መቅረባይነት ፍቃድ ዘለኩም ተጫረቲካብ 2 ሚያዚያ 2016 ዓም ከሳብ 22 ሚያዝያ 2016 ዓም  ክሳብ ሰዓተ 3:30 ናይ ንጉሆ ላጪ ኣብ ዝርከብ ሱር ኮንስትራክሽን ላ/ዝ/ዉ/ማ  ህንፃ  ስራሕቲ ቢዝነስ ዩኒት ብምቅራብ ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 200 ቅርሺ  ከፊልኩም ኣብ ጨረታ ክትሳተፉ ትክእሉ ምካንኩም እናገለፅና እቲ ጨረታ  22/ሚያዚያ /2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:15 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት