ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ

ጨረታ-ምልክታ

ለምለም ካርል ሆ/ል ማይጨው ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ መሰረት ኣወዳድሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡ ስለዚ ነዚ ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ረቑሓዝታማልኡ ነጋዶ ንክትጫረቱ ንዕድም፡

1. ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ፍቃድ ዘለዎን

2. ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነ

3. ቲን መፍለይ ቁፅሪ ዘለዎን

4. ጨረታ መኽበሪ ናይ 3000 ብር ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

5. ጨረታ ሰነድ 30 ብር ብምክፋል ካብ ለምለም ካርል ሆ/ል ዕ/ፋ/ን/ምም/ር መፂኩም ትወስዱ እትክእሉ ምካንኩም ንገልፅ

6. 2 % ዊዝ ሆልዲንግ ከከፍል ዝክእሉ

7. ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ እዋን ዕለት 25/7/2016ዓ.ም ስካብ 4/8/2016ዓ.ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ይከውን

8. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 4/8/ 2016 ሰዓት 4፡00 እንትከውን ጨረታ ዝከፈተሉ ድማ ዕለት 4/8/2016 ስዓት4፡30 ለምለም ካርል ሆ/ል ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ይኸውን

9. ጨረታ እንትከፈት ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከቡሉ ይከፈት

10. ሰዓራይ እቲ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ኣብ ለምለም ካርል ሆስፒታል ከረክብ ዝኽእል

11. ጨረታ ሰዓራይ ምኻኑ ካብ ዝተነገሮ ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ውዕሊ ከኣስር ዝከእ

12. እቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ንዘይንበብ ንግዲ ፍቃድ ፣ቲን ናበር እንተሃልይዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን

13. ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

NB ፡- ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0935703350 ደውልካ ምሕታት ይከኣል፣፣