ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ

ዕለት 24/07/2016ዓ/ም 

ቁፅሪ ደ/ከ/ስ/ዕ/19/16 ዓ/ም

ናይ ጨርቃ ጨርቂ ንምዕዳግ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልልትግራይ ዳ/ተር ፋይ/ዕደ/ንብረት ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት 2016 ዓም ናይ ጨርቃ ጨርቂ/ናይ መጋባእያ ጋዎን/ ኣወዳዲሩ ካስርሕ ይደሊ፡፡ ስለዚ ክትወዳደሩ/ክተቕርቡ/ እትደልዩ ነጋዶ ክተማልእዎም ዝግበኡረቑሒታት እዞም ዝስዕቡ ኮይኖም ማለት ፤

✓ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ናይዚ 2016/ ዓም ዘበን ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ፍቓዶም ዘሐደሱን

እቲ ኮፒ ምሉእ ወረቐት ኮይኑ ብንፁር ዝርአ ዘቕርቡን ፡፡

✓ ናይ መቕረብቲ ሰርቲፊኬት ናይ 2016 ዓ/ም ዘበን ዝተሓደሰ ብንፁር ከቕርቡዝኽእሉ።

✓ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዪ ቁፅሪ /ቲን ናምበር/ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ፡፡

✓ ተጫረቲ ኣብ ታሕቲ ዝቐረበሎም መወዳደሪ ሽምን ክታምን ፣ኣድራሻን ዘስፍሩ ክኾኑ

አለዎም፡፡

✓ ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 24/07/2016 ዓ/ም ይኸውን፡፡

✓ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 26/07/2016 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 11፡30 እዩ፡፡

✓ ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 27/07/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 2፡30 እዩ፡፡

✓ ኣብዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን እንትሃልይዎ ኣብ ምፅራይ ውድቂይግበር

ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋሉ ይኹን ብሙሉእ ነቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034-440-24-20 ይደውሉ

ተ.ቁዓይነት ንብረትመፍለዩመለክዒበዝሒነፀላዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1ናይ መጋባእያ ጋቦንብቑፅሪ10

መተሓሳሰቢ

ኣብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ _ ስራሕ ኣብ ጨረታ ሳንዱቕ ከእትዉ ይኸእሉ እዮም።