ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ

በዚ መሰረት ሕጋዉያን መቅረብቲ ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ይዕድም

  1. ናይ 2008 ን ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሰን ግብሪ ዝከፈለን
  2. ቫት ዝተመዝገበ ኮይኑ 2008 ዓም ወርሒ ለካቲት ሒሳብ ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
    Â
  3. ናይ 2008 ዓም ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት መቅረብቲ ምዝገባ ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል
  4. መለለዩ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ነምበር ከቅርብ ዝክእል
  5. ናይ ዘቅርበን መካይን ናይ ዋንነት ሊብረ ወይ ሕጋዊ ዉክልና ከቅርብ ዝክእል
  6. ተጫረቲ ናይ ሲምንቶ ካልኣይ ደረጃ ምስ መጋዕዝዩ በቢዘርፉ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ካብ ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ክፍሊ ቁፅሪ 2ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 60 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል
  7. ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ ቢድ ቦንድ 4000 ቅርሺ ብናይ ሲፒኦ ባንኪ ዝተረጋገፀ ወይድማ ብጥረገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል
  8. ምልክታ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ 15 መጋቢት 2008 ዓም ሰነድ ጨረታ Â ካበ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ክፍሊ ቁፅሪ 2Â ምዉሳድ ዝከኣል ኮይኑ እቲ ጨረታ 30 መጋቢት 2008 ዓም ሰዓት 4፡ 00 ታዓሺጉ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4 ፡30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
  9. ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ዋና ቅዳሕን ንንበይኑ ኣብ ፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ሓደ ዓብዩ Â ፖስታ ብምጥቅላል ናብቲ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ከእትዉ ኣለዎም። እቲ ፖስታ ናይ ተጫረቲ ሙሉእ ኣድራሻ ፣ማህተም ፣ፊርማን ክህልዎ ኣለዎ
  10. እቲ ቤት ፅሕፈት ክሳብ 20% ናይ ምዉሳክ ወይድማ ምንካይ መሰሉ ሕሉዉ እዩ
  11. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ ኣመራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0342400403 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል