ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳር ክልል ትግራይ

ፃውዒት ፕሮፎርማ

ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ክልል ትግራይ ናይ 2016 ዓ.ም በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ጎማ ንምግዛእ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ከወዳድር ስለ ዝደለየ እቲ ዝርዝር ከምዝስዕብ ይኸውን

ተ/ቁዓይነት ንብረትመፍለይ ቁፅሪመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ድምርመብርሂ
ብርብር
1ጅስቶን ጎማ7.50R16/M775/ቁፅሪ05


1. ሕጋዊንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ናይ 2016 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቕርብ

2. Tir Number ዘለዎ ኣብ መቕረባይነት ዝተመዝገበ ዘይምልስ ፎቶ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል

3. ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ዕለት 20/7/2016 ዓ.ም ክሳ ብዕለት 24/7/2016ዓ.ም ሰዓት - 4:00 ተኣሺጉ ሰዓት 4:30 ይኸፈት

4. በዝሒ ናይቲ ንብረት ክውስኸ ወይ ክቕንስ ይኸእል እዩ

5. ቢሮና ዝርከበሉ ቦታ ኮሚሳራት ኮይኑ ፊት ንፊት ተክለሃይማኖት ቤተክርስትያን