ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን

ፕሮፎርማ ምልክታ

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ካብ ምጥንኻር ስርዓት መግቢ ፕሮግራም (FSRP ) ብዝተረኸበ ባጀት ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ፅርየቶም ዝተሓለወ ናይ ፈልሲ ጣብያ መገልገሊ ኣቑሑት ኣብቲ ዘፈር ካብ ዝተዋፈሩ ብቑዓትን ሕጋዊ መቕረብቲ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡



ተ.ቑዓይነት ኣቕሓትመግለፂ /እስፔሲፊኬሽንመዐቀኒበዝሒ
1Normal hoeHigh thicknessቁፅሪ100
2Shovel with handleMaterial 50 fogged steel, shovel length 41.5 cm, length 24cm,thickness Imm, weight 1kg.handle neck 10-18cm length,38 mm diameter wooden handle length 130cmቁፅሪ100
3Watering canePlastic with 15litter capacity.ቁፅሪ400
4Boxes for carrying seedlingsStrong Plastic 53*36*30 cm dimensionቁፅሪ70
5Wheel barrowCapacity 110kg.galvanized or painted material steel, hand pipe thicknes 1.1mm, diameter 30mm-tray and wheel made mark should be the sameቁፅሪ119
6Soil Spoonቁፅሪ88
7Mattock/digging axe*Grade 60 forged steel,52 cm long
*black color paint,Chised, pointed tail, flat and sharp at head;
*Eye shape oval and 4.4&3.8cm with 2 kg weight
ቁፅሪ100

በዚ መሰረት ዝምልከተኩም ናይ ንግዲ ትካላት ናይ ዋጋ መቕረቢኹም /ፕሮፎርማ ምስ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ጨረታ መኽበሪ ሲፒኦ CPO /ብር 5000.00 /ሓሙሽተ ሽሕ ቅርሺ/ ብምትሓዝ ክሳብ መጋቢት 24/2016ዓ/ም ሰዓት 3.30 አብ ዘሎ ግዜ ውሽጢ ናብ ቢሮና ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ቢሮ ቑፅሪ 12 ክተቕርቡ ብኽብሪ እንትንዕድም ፣

➢ ተወዳደርቲ ናይ ትካልኩም ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቓድን ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ /TIN/፣ ናይ መቕረብቲ ምዝገባ ሰርቲፊኬት

➢ ብዋጋን ፅርየትን ተወዳዲሩ ሰዓራይ ዝኾነ ትካል መአዘዚ ዕደጋ/Award/ ካብ ዝበፅሖ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 05 መዓልቲ ናይ ዝሰዓሮ 10% ዋጋ መኸበሪ ውዕሊ ብምቕራብ ውዕል ይኣስር ፡ ሰዓራይ ዝኾነሉ ኣቑሑት ድማ ኣብ ውሽጢ 15 ተኸታተልቲ መዓልቲ ከቕርብ ዝግደድ ምዃኑ ፈሊጡ ክወዳደር ይግባእ ፣

➢ ኣብ ዝቐርብ ፕሮፎርማ ስርዝ ድልዝ ዘለዎን ማሕተምን ፊርማን ዘይብሉን ተቐባልነት ኣይህልዎን ስርዝ እነተሃልዩ ንምእራሙ ፊርማ ክዓርፈሉ ይግባእ

➢ ተወዳዳሪ ዝሃቦ ዋጋ እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተኸፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን10* ተኸታተልቲ መዓልቲ ዝፀንዐ ይኸውን

➢ መረከቢ ቦታ ኣብ ናይ ቢሮናሕርሻ መሳርሒ መኻዚኖ እዩ፣

➢ እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 24/07/2016ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3.45 ንጉሆ ይኸፈት ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-403663/0344- 404346 ምሕታት ይከኣል