ምልክታ ፕሮፎርማ
ቤት ምኽሪ ንግዲ ዘፈር ማ ሕበራት መቐለ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ግድግዳ ቐለም ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ : ይደሊ : ሰለዚ ቀፂሎም ዘለው ረቋሕታት ክተማልኡ ነጋዶ ክትወዳዲሩ ንዕድም፡፡
ታ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ | ሕብሪ ብቤት ፅሕፈትና ኣብ ተግባር ዝተመረፀ |
1 | ናይ ግድግዳ ቐለም - ናይ ደገ | ብቁፅሪ | 2 | ቆዕለዋይ | |||
ብቁፅሪ | 2 | ፒንክ ልሕሳስ ዝበለ | |||||
ናይ ውሽጢ | ብቁፅሪ | 4 | እርሳስ ከለር | ||||
2 | ናይ ማዕፆ ቐለም | ብቁፅሪ | 1 | ሰማያዊ |
ተወዳደርቲ እዞም ዝስዕቡ ረቋሕታት ከተማልኡ ኣለኩም
1. ዝተሓደሰ ናይ 2016 ዓ/ም ፍቓድ ንግዲ ዘለዎ/ዋ
2. መለለይ ቁፅሪ ኸፈሊ ግብሪ/TIN/ ዘለዎ/ዘለዋ
3. ሰዓሪ እዚ ፕሮፎርማ ኣብ ውሽጢ ሓደ ማዓልቲ ውዕሊ ኣስሩ ኣታዊ ክገበር / ዝኽእል
4. ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዘ ካብ ዕለት 18/07/2016-21/07/2016 ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 21/07/16 4፡00 ተዓጽዩ 4፡30 ይኽፈት፡፡
5. ተጫረቲ ኣብ ዝቐርብዎ ፕሮፎርማ ማሕተም ሙሉእ ሽሞም ወይ ናይ ትካሎም ሽምን ኣድራሻን ፈርማን ከቕርቡ ይግባእ፡፡
ንተወሳኺ ሓበሬታ ስቑ 0914042187 /0914203032 ደዊልካ ወይ ኸዓ ብኣካል ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ንግድን ዘረፍን ማሕበራት መቐለ ቐሪብካ ምሕታት ይካኣል፡፡