ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

1 ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ብመሰረት ዘፈር ንግዲኩም ናይዚ ዘበን ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግዲ : ናይዚ ዘበን ዝተሐደሰ መቅረባይነት  :  ወይ ኣበ ፌደራል በዓል መዚ መንግስታዊ ዕደጋን መረዳእታን ኣብ ዘዳለዎ መርበብ ሐበሬታ ዝተመዝገበ  : ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ  ናይ ዝሐለፈ ሰለሰተ ወርሒ ወይ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዘሎ ሐደ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ  :  መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም እዚ ግልፂ ጨረታ ካብ 18/7/2016 ዓም ክሳብ 27/7/2016 ዓም ሰዓት 11:30 አብ ዘሎ ናይ ስራሕ ግዘ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ካብ ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳርን ንብረትን ሳልሳይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 19 ዘይምለስ 100 ቅርሺ ሰነድ ከፊልኩም ብምዉሳድ ክትጫረቱ ንዕድም

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0344406451