ኮሌጅ ትምህርቲ መምሃራን ዓብይ ዓዲ

1 ስለዚ እዚ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ኣብ መቅረብቲ ዝተመዝገብኩም : ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለኩም ነጋዶ ክትጫረቱ እናዓደመ ዝርዝር ሰነድ እቲ ጨረታ ካብ ኮሌጅና ጎጅለ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ሒሳብ 200 ቅርሺ እናከፈልኩም ብምዉሳድ እዚ ምልክታ ብሬዲዩ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 26/7/2016 ዓም ሰዓት 8:30 ኣብ ዘሎ እዋን ኣብ ኮሌጅና ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክተእትዉ ከምእትክእሉ ንሕብር

2 እቲ ጨረታ ዕለት 26/7/2016 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሽዑ ንሽዑ ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ኣብቲ ኮሌጅ ዝክፈት ይከዉን

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914754298  / 0914754215