ኣክሱም ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ዘሐደስኩምን ኮፒ ተቕርቡ

2 መለለይ ቁፅሪ/TIN/ ዘለኩምን ኮፒ ተቕርቡ

3 ተወሳኪ እሴት ታክሲ /ቫት/ ዝተመዝገብኩምን ናይ ወርሒ ጥሪ ዲክለር ዝገበርኩምሉ ኮፒ ተቕርቡ

4 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ዘለኩምን ኮፒ ተቕርቡ

5 ሰነድ ጨረታ ንሕድሕድ ዘይምለሰ ብር 30 ከፊልኩም ብምዉሳድ Â ካብ ዕለት 13 /07/2008 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 28/07/ 2008 ዓም ምዉሳድ ይከኣል

6 ንፅሕፈት መሳርሒ ንኤሌክተሮኒክስ ቫት ዝተመዝገብኩም ጥራሕ ትወዳደሩ

7 ንፅሬት ኣቑሑት ወናብር አዳራሽን ቫት ዝተመዝገብኩምን ዘይተመዝገብኩምን ክትወዳደሩ ትክእሉ

8 ንጨረታ መክበሪ ንፅሕፈት መሳርሒ Â 5000 ቅርሺ: ንኤሌክተሮኒክስ ኣቑሑት 5000 ንፅሬት ኣቑሑት Â 5000 ቅርሺ :ንናዉቲ ፅሬት 2000 ቅርሺ Â :ንወንበር አዳራሽ 2000 ቅርሺብጥረ ገንዘብ ብስፒኦ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ከትሕዙ ትኽእሉ

9 ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 28 /07/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ኣብቲ ሰዓት 8፡45 ድሕሪ ሰዓት ኣብ ኣብ ኣክሱም ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናስን ንብረት ምምሕዳር ተጫረቲ ወይም ድማ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረኸብሉ ዝኽፈት ኮይኑ ዘድሊ መረዳእታ ጨረታ ምኽበሪን አማሊኡ ኣብ እዋን ጨረታ ምክፋት ዘይተረኸበ ተወዳዳራይ ከምዝሎ ተሓሲቡ ክወዳደርን ንዘሸነፎ ከቕርብን ይግደድ

10 Â ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

11 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብኣካል ብምምፃእ ወይም ብስልኪ ቁፅሪ 0347753705 ምድዋል /ምሕታት/ ይከኣል