ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን

ፕሮፎርማ ዕደጋ ምልክታ

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ካብ ፕሮግራም ምጥንኻር ስርዓት ምግቢ (FSRP ) ብዝተረኸበ ባጀት ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ናይ ዕ/መሳርሒ ኣቑሑት ኣብቲ ዘፈር ካብ ዝተዋፈሩ ብቑዓትን ሕጋዊ መቕረብቲ ብዋጋ መቕረቢ /ፕሮፎርማ/ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ

ይዕድም፡፡

ተ.ቑዓይነት ኣቕሓትመግለፂ /እስፔሲፊኬሽንመዐቀኒበዝሒ
01ማስታወሻ ደፍተር60 ግራም 70 ሺት 128 230 ሚ/ሜቁዕሪ2000
02ፕሪንተር ቀለምሕብራዊ - Pro A Colሴት05
03ፕሪንተር ቀለምኤ--05 ኦርጅናልቶነር50
04ናይ ፎቶ ኮፐር ቀለምካኖን 2318 ኦርጅናልቁዕሪ05
5ኣቃፊ ብዓል ብረትቁዕሪ100
6ኣግራፍማእኸላይፓኬት50
7ኣግራፍዓብይፓኬት50
8እስቴፕለር ሽቦንእሽቶይፓኬት100
9እስቴፕለርዓብይቁዕሪ02

በዚ መሰረት ዝምልከተኩም ናይ ንግዲ ትካላት ናይ ዋጋ መቕረቢኹም ክሳብ መጋቢት 10/2016 ዓ/ም ሰዓት 3.30 አብ ዘሎ ግዜ ውሽጢ ናብ ቢሮና ጉጅለ ዕደጋ ቢሮ ቑፅሪ 12 ክተቕርቡ ብኸብሪ እንትንዕድም ፡

➢ ተወዳደርቲ ናይ ትካልኩም ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቓድን ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ 7TIN ናይ መቕረብቲ ምዝገባ ሰርቲፊኬት ቫት ሰርቲፌኬትን ናይ መወዳእታ ወርሒ ሪፖርትን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ምትሕሓዝ የድሊ

➢ ብዋጋን ዕርየትን ተወዳዲሩ ሰዓራይ ዝኾነ ትካል መአዘዚ ዕደጋ/Award/ ካብ ዝበፅሖ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 05 ተኸታተልቲ ስራሕ መዓልቲ ከቕርብ ዝግደድ ምዃኑ ፈሊጡ ክወዳደር ይግባእ

➢ ኣብ ዝቐርብ መወዳደሪ ሓሳብ ስርዝ ድልዝ ዘለዎን ማሕተምን ፊርማን ዘይብሉ ተቐባልነት ኣይህልዎን ስርዝ እነተሃልዩ ንምእራሙ ፊርማ ክዓርፈሉ ይግባእ

➢ ተወዳዳሪ ዝሃቦ ዋጋ እቲ መወዳደሪ ሓሳብ ካብ ዝተኸፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን7' ተኸታተልቲ መዓልቲ ዝፀንዐ ይኸውን

➢ መረከበ ቦታ ኣብ ቀበሌ 06 ዝርከብ ናይ ቢሮና መኻዚኖ ኮይኑ መቕረብቲ ዕሬት እቲ ኣቕሓ ብናይ ቢሮና ሰብ ሞያ ተራእዩ ክረጋገዕ ይገብሩ፣

➢ እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 10/07/2016 ዓ/ም ሰዓ