ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ

ተቁ

ዓይነት ኣቅሓ

መግለፂ

መዓቀኒ

በዝሒ

1

ማስታወሻ ደፍተር

60 ግራም: 70 ግራም ሺት: 128 *230 ሚ/ሜ

ቁፅሪ

2000

2

ፕሪንተር ቀለም

ሕብራዊ pro 200 color

ሴት

05

3

ፕሪንተር ቀለም

ኤ 05 ኦርጅናል

ቶነር

50

4

ናይ ፎቶ ኮፒ ቀለም

ካኖን 2318 ኦርጅናል

ቁፅሪ

05

5

ኣቃፊ ብዓል ብረት

ቁፅሪ

100

6

ኣግራፍ

ማእከላይ

ፓኬት

50

7

ኣግራፍ

ዓብይ

ፓኬት

50

8

እቦ

ንእሽተይ

ፓኬት

100

9

እስቴፕለር

ዓብይ

ቁፅሪ

02

1 በዚ መሰረት ዝምልክተኩም ናይ ንግዲ ትካላት ናይ ዋጋ መቅረቢኩም ክሳብ መጋቢት 10/2016 ዓም ሰዓት 3:30 ኣብ ዘሎ ግዜ ዉሽጢ ናብ ቢሮና ጉጅለ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 12 ክተቅርቡ ብክብሪ እንትንዕድመ

1 ተወዳደርቲ ናይ ትካልኩም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ : ናይ ግበሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ /TIN/: ናይ መቅረበቲ ምዝገባ ሰርተፊኬት : ቫት ሰርተፊኬትን ናይ መወዳእታ ወርሒ ሪፖርትን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ምትሕሓዝ የድሊ

2 ብዋጋን ፅርየትን ተወዳደሩ ሰዓራይ ዝኮነ ትካል መአዘዚ ዕደጋ /Award/ ካብ ዝበፅሖ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 05 ተከታተልቲ ስራሕ መዓልቲ ከቅርብ ዝግደድ ምካኑ ፈሊጡ ክወዳደር ይግባእ

3 ኣብ ዝቀረበ መወዳደሪ ሐሳብ ስርዝ ድልዝ ዘለዎን ማሕተምን ፌርማን ዘይብሉ ተቀባለነት ኣይህልዎን ስርዝ ድልዝ እንተሃልዎ ንምእራሙ ፌርማ ክዓረፈሉ አለዎ

4 ተወዳደሪ ዝሃቦ ዋጋ እቲ መወዳደሪ ሐሳብ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን7ተ ተከታተልቲ መዓልቲ ዝፀንዐ ይከዉን

5 መረከቢ ቦታ ኣብ ቀበሌ 06 ዝርከብ ናይ ቢሮና መካዚኖ ኮይኑ መቀረባይነት ፅሬቱ አቲ ኣቅሓ ብናይ ቢሮና ሰብ ሞያ ተራእዩ ክረጋገፅ ይገብሩ

6 አቲ ፕሮፎርማ ዕለት 10/7/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ይክፈት

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0344 403663 / 0344 404346