ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት

1 ስለዚ ተጫረቲ ኣብ ጨረታ ንምስታፍ ዘክእልኩም ሰነዳት እተማልኡ ጨረታ ሰነድ ካብ 3/7/2016 ዓም ክሳብ 22/7/2016 ዓም ሰዓት 11:30 ኣብ ዘሎ እዋን ካብ ቤት መዛጋጃ ከተማ ዓዲግራት ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፀት ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቢሮ 302 እንዳመፃእኩም 300 ቅርሺ  እናከፍልኩም ብምዉሳድ ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ንዕድም

2 ጨረታ ሳነዱቅ ዝወፀሉ ዕለት 23/7/2016 ዓም ሰዓት 3:00 ኮይኑ ሳንዱቅ ጨረታ ዝከፈተሉ ድማ አብቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 3:30 ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ክክፈት እዩ

3 ተጫረቲ ምስ ሰነድ ጨረታ ዝተትሓዘ ምልክታ ጨረታ ዘሎ ረቆሒታት ከማልእ ግድን ይከዉን

4 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተሪቡ ነቲ ጨረታ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0913405771