1 ተወዳድረቲ ምልክት ካብ ዝተዓደለሉ ዕለት 3/7/2016 ዓም ክሳብ 5/7/2016 ኣብ ዘሎ ሰዓት 4:00 ቀዳሚ ቀትሪ ኣብ ዘሎ መዓልቲ መወዳደሪ ፕሮፎርማ ክተቅርቡ ንሕብር
2 ተወዳዳርቲ እቲ ዝሰዓርክምዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ አታዊ ክትገብርሉና እናገለፅና አታዊ ዝከዉን ድማ በዓል ሞያ ምስ ኣረጋገፆ ይከዉን
3 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ኣብ መንጉ ሰዓራይ ትካልን በዓል መዚ ልምዓት እቲት ከም ሕጋዊ ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል
4 ዝሳዓረ ትካል ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቤት ዕዩና የምፅእ
5 ተወዳደርቲ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ሰርተፊኬት መቅረባይ ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ ንሕብር
6 ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ዓደ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉድኣት ኩናት ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 4/5 ጥቃ ደደቢት ስልኪ 0344 401875
ተቁ | ዝድለ ዓይነት ንብረት | መፍለይ | መዓቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
1 | ከምፒተር | ብሰፐስፊኬን መሰረት | ቁፅሪ | 03 |