Tigray Regional State Interim Administration Bureau of water And Energy

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ : ዝተሐደሰ መቅረባይነት ሰርተፊኬት :  ቲን ቁፅሪ ናይ ቫት ምዝገባ ሰርተፊኬት : ናይ 2016 ዓም ናይ ወርሒ ታሕሳስ ቫት ዲክለሬሽን ዘቅርብ

2 ንዝተዳለወ ዝርዝር ስፐስፊኬሽን ካብ መደበኛ ጉግለ ዕደጋ እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 29 /6/ 2016 ዓም ጀሚሩ 9/7/2016 ዓም ኣብ ዘሎ ግዜ ንሕድሕድ ዓይነት ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይከኣል

3 ናይ ጨረታ መከበሪ 5000 ብር ብስ ስፒአ ሒዞም ከቅርብ አለዎም

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ 9/7/2016 ዓም ሰዓት 3:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30

 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከቡ ይክፈት

5 ኣብ ዉሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ኦርደር ምስ ወሰደ ካብ ዝሰዓሮ 10 ሚእታዊ ስፒኦ ኣትሒዙ ዉዕሊ ክኣስር አለዎ

6 ኣብቲ ጨረታ ሰነድ ፌርማን ክቢ ማህተምን ክዓርፈሉ አለዎ

7 ኣብ ዝቀረበ መረዳእታ ዝሃሰሰ ወይ ስርዝ ድልዝ እንተኮይኑ ተቀባልነት የብሉን

8 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ነንበይኑ ሐደ ኦርጅናልን ሐደ ኮፒ ዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ ዝክእል

9 ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

10 ኣድራሻና ኣብ ቢሮ ማይን ኢነርጅን መደበኛ ጉጅለ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 13

11 ናይ ጨረታ መክፍተን መዕፀዉን ዕለት በዓል እንተዉዒሉ ኣብ ዝቅፅል ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይከዉን

12 ንተወሳኪ ሐበሬታ 0951166765 /  0914704663 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል