ኤንተርፕራይዝ መፅናዕቲን ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ

1 ብዘርፉ ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ ክተቅርቡ ትክእሉ

2 ቫት ተመዝጋቢ ተኮይኖም ናይ ቫት ሰርተፊኬት ኮፒን ዘቅርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሐወሰ ክከዉን አለዎ

3 ካብ ዝምልከቶ አካል ዝተዉሃበኩም ናይ ብቅዓት መረጋገፂ መረዳእታ ከትቅርቡ ትክእሉ

4 መከበሪ ጨረታ 3000 / ሰለስተ ሽሕ ብር / ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

5 ዝቐረበ ዝርዝር ፅገና ንምስራሕ አሸናፊ ኮይኖም እንትርከቡ  ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ዉዕሊ አሲሮም ስራሕ ከጅምሩ ዝክእሉ

6 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ 29/6/ 2016 ክሳብ 13/7/2016 ዓም ዓም ኮይኑ በቲ ዕለት ልክዕ  ሰዓተ 4:00 ተዓሺጉ  ሰዓተ 4:30  ይከፈት

 7 ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ በሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344418556 ወይም 0914786075