ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ቤት ትልምን ፋይናንስን

ተቁ

ዓይነት ንብረት

ዝርዝር መፍለይ / መግለፂ

መለክዒ

በዝሒ

ናይ ሐደ ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

1

HDP pip 32mm

500 GB

meter

2

2

Madapter 32

1TB

pcs

2

3

RAM PC3

PC3

pcs

2

4

Get vavve 1 ‘’

Formater Board

pcs

1

5

GI nippies 1’’

Power supply Board

pcs

6

6

Gi  tee 1’’

Formater Board

pcs

1

7

HDO PIPE

ሜትሮ

15

8

COMPRATIONELI BOW

ብቁፅሪ

2

9

COPRATION UNION

ብቁፅሪ

1

10

G.I PIPE

ብቁፅሪ

3

11

G.I ELIBOW

ብቁፅሪ

7

12

G.I NIPPIE

ብቁፅሪ

2

13

G .I PHOSET

ብቁፅሪ

1

14

G.I G/VALIVE

ብቁፅሪ

1

15

TEFILON

ብቁፅሪ

15

-------------------------------------------------------------------------------------------------

1 ማህተም ዝዓረፎ ፖስታ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ላብ ዝወፀሉ ዕለት 20/6/2016 ዓም ክሳብ ዕለት 22/6/2016 ዓም 9:00 ኮይኑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት 22/6/2016 ዓም ሰዓት 9:00 ይከዉን

3 ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰ መቅረባየነት ቲን ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርብ አለዎም

4 ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ከም ዉዕሊ ኮይኑ ሰለ ዘገልግል ዕደጋ ፈፃሚን መቅረባይነትን ዝፍርመሉ ዓምዱ ይህልዎም

5 ሰዓራይ ትካል ነቲ ንብረት ብስፐሰፊኬሽን መሰረት ፅሬቱ ብባዓል ሞያ ምስተረጋገፀ ናብ ንብረት ክፍሊ አታዊ ይገብር

6 ካብ እቲ ዘደለናዩ እስፐስፊኬሽን ወፃኢ ምምላእ ፈፂሙ ተቀባልነት የብሉን

7 ቤት ፅሕፈትና ነቲ ፕሮፎርማ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

7ናይዚ ፕሮፎርማ ፎርሚ ካብ ክ/ከ/ቀ/ወያነ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ከ/ስራሕ ዕደጋ ን/ምምሕዳርን ከባቢ ጅብሩክ ጥቃ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ዉርድ ኢልካ ኣብ ዝርከብ ህንፃ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 14 እናመፃእኩም ምዉሳድ ይከኣል