ኤንተርፕራይዝ መፅናዕቲን ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ

መስፈርት እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም

1 ብዘርፉ ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ኮፒ ክተቅርቡ እትክእሉ

2  ናይ መቅረባይ ምዝገባ ሰርተፊኬት ቲን ቁፅሪን ዝሐዘ ኮፒ  ከታሓሕዙ ትክእሉ

3 ኣብ ቫት ተመዝጋቢ ተኮይኖም ናይ ቫት ሰርተፊኬት ኮፒን ዘቅርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሐወሰ ክከዉን አለዎ

4 እዚ ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

5 ዝተአዘዘ ንብረት አሸናፊ ኮይኖም እንትርከቡ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልታት የረክቡ

6 ፕሮፍርማ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ 15 /6/ 2016 ክሳብ 19/6/2016 ዓም ዓም ኮይኑ በቲ ዕለት ልክዕ  ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ይከዉን

 7 ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ በሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344418556 ወይም 0914786075

ተቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለይ ቑፅሪ

መጠን

በዝሒ

ነ/ዋጋ

ጠ/ዋጋ

መብርሂ

1

Center Bearing

Kun 25

pcs

01

2

Pad kit

04465 –YZZF6

Pcs

01