Tigray Regional State Interim Administration Bureau of water And Energy

ተቁ

ናይ ኣቕሓ ዝርዝር ( Description )

መፍለይ ቁፅሪ/Specification

መዐቀኒ(Unit)

በዝሒ

ነፀላ ዋጋ

1

ቦዲ ስራሕ

Model KUN 25 L

ቑፅሪ

01

2

ቻንሲ ስራሕ

Model KUN 25 L

ቑፅሪ

01

3

ፍሬም ስራሕ

Model KUN 25 L

ቑፅሪ

01

4

ራድያተር ፓራዉልት ምግጣም

Model KUN 25 L

ቑፅሪ

01

5

ቅድሚት ፓራዉልት ምግጣም

Model KUN 25 L

ቑፅሪ

01

6

HEAD LAMP FRONT

81110 –ok230

PSC

01

7

FRONT BUMPER

SAMPLE

PSC

01

8

FRONTGRILL

53111-ok 110/ok090

PSC

01

9

AIR CLEANER HOUSING

17080 – 0L081

PSC

01

10

EXPANSION TANK

16470-0L010/11

PSC

01

1 ተወደደርቲ ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ  ቲን መቅረባይ ሰርተፊኬት ምስቲ ፕሮፎርማ ብፖስታ ተዓሺጉ አለዎም እቲ ዘቀርብ እቲ ዘቀርብ ደኩመንት ዝረአ ክክዉን አለዎ ዘይረአ እነተኮይኑ ናብ ዉድድር አይቀርቡን

2 ተወዳደርቲ መሊኦም ኣብ ዘቅርብዎ ፕሮፎርማ ፈረማን ክቢ ማሕተምን ክዕርፍሉ አለዎም

3 እዚ ናይ ፕሮፎርማ ምልክታ (ቅጥዒ) አብ ሞንጎ ቢሮን ሰዓራይን ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

4 ተወዳደርቲ ሰዓርቲ ኮይኖም እነተተረኪቦም እቲ መኪና በቲ ዝወፀ ስፐስፊኬሽን መሰረት ተሰሪሓ ምካኑ ብናይ ቢሮና ሰብ ሞያ ምስተረጋገፀ የረክብ

5 ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ዋጋ ካብ ቢሮ ብዝወሰድክምዎ ቅጥዒ ወይም ብናይ ባዕልኩም መሊእኩም ክተቅርቡ ይግባእ

6 ተወዳድርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 14/6/2016 ዓም ክሳብ ዕለት 19/6/2016 ዓም ሰዓት 3:00 ኣብ ዘሎ ግዘ ምቅራብ ይክእሉ

7 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 19/6/2016 ዓም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:10 ኣብ ነባር ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ ዳ/ዕ/ን/ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 13 ዝርከብ ይክፈት

8 ቢሮና ኣድላይ ኮይኑ እንተረኪብዎ ነዚ ፕሮፎርማ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

9 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914727578 ደዉልካ መብርሂ ምሕታት ትክእሉ

ቑፅሪ