ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት

1 ስለዚ ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቆሒታት እተማልኡ ሰነድ ጨረታ ካብ 8/6/2016 ዓም ሰዓት 230 ጀሚርኩም ክሳብ 27/6/2016 ዓም ሰዓተ 11:30 ካብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዲዛይን ህንፀትን ሰነድ ጨረታ ኣብ ቢሮ ቆፅሪ 302 እናመፃእኩም ዘይምለስ 300 እናከፈለኩም ብምዉሳድ ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ይዕድም

2 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ 28/6/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ዝዕፀወሉ ኮይኑ ዝከፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት4:30 ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ይክፈት

3 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ በሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0913405771