በዓል መዚ ልማዓት እቶት ትግራይ

1 ተወዳድረቲ ምልክት ካብ ዝተዓደለሉ ዕለት 13/6/2016 ዓም ክሳብ 15/6/2016 ኣብ ዘሎ ሰዓት 4:00 ቀዳሚ ቀትሪ ኣብ ዘሎ መዓልቲ መወዳደሪ ፕሮፎርማ ክተቅርቡ ንሕብር

2 ተወዳዳርቲ እቲ ዝሰዓርክምዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ አታዊ ክትገብርሉና እናገለፅና አታዊ ዝከዉን ድማ በዓል ሞያ ምስ ኣረጋገፆ ይከዉን

3 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ኣብ መንጉ ሰዓራይ ትካልን በዓል መዚ ልምዓት እቲት ከም ሕጋዊ ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

4 ዝሳዓረ ትካል ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቤት ዕዩና የምፅእ

5 ተወዳደርቲ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ሰርተፊኬት መቅረባይ ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ ንሕብር

 ንዝበለፀ ሐበሬታ 0344 401875

ተቁ

ዝድለ ዓይነት ንብረት

መፍለይ

መዓቀኒ

በዝሒ

ነፀላ ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

1

ዳታ መትሓዚ ሃርድ ዴስክ በዓል 1000

ቁፅሪ

02

2

ናይ LENOVE ላፕቶፕ ባትሪ

ብሳምፕል መሰረት

ቁፅሪ

01

3

ናይ ቶሻ ባትሪ

PA3817V - IBRS

ቁፅሪ

01

4

ናይ HP CA06XL

10.8V 4910

ቁፅሪ

01

5

Network Interface card (NIC)

External Network Interface Card (NIC)

ቁፅሪ

01

6

Copper PIPE 16 MM

 16 MM

ቁፅሪ

11 M

7

Copper PIPE 12 MM

12 MM

ብሜትሮ

11 M

8

Refrigerant gas (cyind)

13.60 K/g

ብሜትሮ

01

9

Mouse

DELL

ቁፅሪ

20