ኢንተርፕይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ

ተቁ

መፍለይ ቁፅሪ

ዝርዝር ንብረት

መለክዒ

በዝሒ

ነፀላ ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

መብርሂ

1

ልስሉስ

ሆዝ ዋተር ፓምፕ

ሜትር

50

2

ደረቅ

ሆዝ ዋተር ፓምፕ

ሜርት

15

3

ሳምፕል

ጎጉንቸር ናይ ገዛ ቁልፊ

ቁፅሪ

11

1 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ቦታ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ጊዜ ክሳብ ዕለት 14/ 6/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ቅ/ሰዓት

3 ተወደዳራይ ሰዓራይ ምካኑ ናይ ዕደጋ ትዝኣዝ ምስተዉሃቦ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ከቅርብ ግዴታ አለዎ ዝተጠቀሰ ግዜ ከቅርብ ዘይክአለ ተወዳደሪ ካብዚ ትካል ናይ ዕደጋ ስራሕቲ ከምኣድላይነቱ ይእገድ

4 ተወዳደርቲ ኣግባብነት ዘለዎ ብዝግለፂ ዝንበብ ዝተሐደሰ ንግዲ ስራሕ ፈቃድ ናይ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቁፅ ናይ ንግዲ ዘርፊን (መቅረባይ )  ካሊእ ኣድላይ መረዳእታ ዘቅርብ

5 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ብናይዚ ትካል ዝወፀ ሰነድ ክክዉን ይምረፅ ብናይ ባዕሎም ሰነድ እንተመሊኦም ግን ምስቲ ናይቲ ትካልና ዝወፀ ሰነድ ፕሮፎርማ ሐደ ዓይነት ክክዉን አለዎ

6 እዚ ፕሮፎርማ ዕደጋ ምልክታ ብተወዳደርቲ ዘቐርብ ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ዝሐዘ ሰነድን ኣብ መንጎ ገዛእን ሸያጥን ከምዉዕሊ ኮይኑ ይሰርሕ

7 ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳደራይ እቲ ንብረት አታዊ ብዘይ ምግባሩ ኣብቲ ኢንተርፕራይዝ ዝበፅሐ ጉድኣት ብምርኣይ ትካል ብሕጊ ክሓተት ይክእል

8 ተወዳደሪ ኣብ ዘቀርብ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ፊርማን ማህተምን ናይ ምግባር ግቡእ ይህልዎ

9 ናይ ዕድጋ ትእዛዝ ተዋሂብዎ ንክቅርብ ፍቃደኛ ዘይኮነ ተወዳዳሪ ኣብ ዝኮነ ናይቲ ትካል ዕደጋ ዉድድር ንዝይተወሰነ እዋን ከይሳተፍ ደብዳቤ ይፀሓፈሉ

10 እቲ ንብረት ናብ ዋ/ቤ/ፅ/ ኢ/ስ/መ/ት ምስ አተወ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓለቲ ክፍሊት ክፍፀመሉ ፍቃደኛ ዝኮነ

11 እቲ እንተርፕራይዝ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ስልኪ0344416727