ኤጀንሲ ስታስቲክስ ክልል ትግራይ

1 ብናይ ብግልጋሎት መጎዓዝያ  ኣቅርቦት ዘፈር ሕጋዊ ፈቃድ ንግዲ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም ናይ ቀረባይ ናይ ሰለስተ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጥኩምን

2 መከበሪ ጨረታ 4000 ቅርሺ ካብ ሕጋዊያን ትካላት ፋይናንስ ብስፒኦ ኣትሒዞም ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ዘይመለስ 150 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 13 የካቲት 2016 ዓም ክሳብ 22 ለካቲት 2016 ዓም ሰዓት 9:00  ሰዓት ናይ ድሕሪ ሰዓት ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፈይናንስን ንብረትን ምምሕዳር ክትወስዱ ትክእሉ

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 22 ለካቲት 2016 ዓም ሰዓት 9:00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት 22 ለካቲት 2016 ዓም ሰዓት 9:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከበሉ ይከፈት

5 እዚ ከም ዘለዎ ኮይኑ ኣብ እዋን ምክፋት ጨረታ አብ ሳንዱቅ ዝኣትወ ፖስታ ካይተከፈተ ዝምለስ የለን

6 ናይ ጨረታ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን15 መዓልቲታት ይከዉን

7 አቲ ኤጀንሲ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

8 ኣድራሻ ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ሐወልቲ ወይዘር ህንፃ 4ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 16 ፊት ንፊት ዋና ቤት ፅሕፈት ማይክሮ ፋይናንስ ደደቢት

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342403254