ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ክልል


ስለዚ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ በቲ ንግዲ ዘርፊ ዝሓቶ መሰረት

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ፣ ቲን ናምበርን ቫት ዝተመዝገብኩም ተኮይንኩም ናይ ቫት ናይ ዋጋ መግለፂ ዝረመዝገብኩምሉ ሴርቲፌኬት መቕረባይነትን _ ሰለስቲኡ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀርብ ብምትሕሓዝ መሊእኩም ብፓስታ ኣሺግኩም ካብ ዕለት 08/6/2016 ዓ/ም ክሳብ 13/6/2016 ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ናብ ቁፅሪ ክፍሊ 3-18 ምቕራብ ይግባእ። ዝቐረበ ፕሮፎርማ - ዕለት 14 /6/ 2016 ዓ/ም ሰዓት 2፡30 ዝኽፈት ምዃኑ ንገልፅ።

 2. እቲ ዝቐርብ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን መሰረት ኦርጅናልን ክኸውን ኣለዎ ብናይ ባዕሎ


3. ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሰዓራይ ምስተነፀረ ኣብ ውዕጢ 3*ናይ ስራሕ መዓልታት ትራንስፓርት ከቅርብ ዝክእል

ይኸውን


4 ኣብቲ ዝተጠቀሰ ግዜ ውሽጢ ክተርክቡ ትክእሉ ምዃንኩም ኣረጋጊፅኩም ክትመልኡ ይግባእ – ሳዓራይ ምስተበሃለ ___ ዘየቅርብ ዋጋ መሊኡ ዘቅረበ ትካል ኣብዚ ቤት ዕዮ ንዘጋጥም ምጉልእላእ ተሓታቲ


5. ኣብ ዘይዘርፉ /ዘይምልከቶ ዋጋ መሊኡ ዘቅረበ ካብ ውድድር ወፃኢ ይግበር


6. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ : ምልክታ ጨረታ – ካብ ዝተከፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ ን 2ተ ስራሕ መዓልቲታት

ጥራሕ ይኸውን


7. እቲ ቤት ፅሕፈት ዳ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር ኣብ ዘውፀኦ በዝሒ ምቕናስ ፡ ምውሳኽ ከምኡ 'ውን ብሙሉእ ወይ

ብክፋል እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝድለ ሓበሬታ - ብኣካል ወይ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-406451 ምሕታት ይከኣል

መምልኢ ዋጋ

ተ.ቁዓይነት ንብረትመግለፂመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋመብር
ብርሳንብርሳን
1ጎማ ብርጅስቶን285/60818 (285/55R18)ቑፅሪ05