ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓድዋ

1 ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ በዚ ዘፈር ዘለዎም

 2 ናይ 2016 ዓም በጀት ዓመት ዝሐደሰ

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎን መረዳእታ ብቅዳሕ ዘቅርብን

4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 150 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

5 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ሒሳብ ዝገበረሉ መረዳእታ ማለት አዉን ዲክለርሽን ዘቅርብን

6 መከበሪ ጨረታ ንናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ 100000 /ሚአቲ ሽሕ ቅርሺ / ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሰርቲፋይድ ቼክ ማለት ስፒኦ ወይ አብ ኩነታት ዘይተመሰረት ዉሕስና ባንኪ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሌተር ኦፍ ክሬዲት ከትሕዝ ዝክእል

7 ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን መረዳእታ መቅረባይነት ዘለዎ ካይኑ ድሕሪ ዉዕሊ ምእሳር ብናይ ባዕሉ መገዓዝያ እቲ ንብረት ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓድዋ ከቅርብ ዝክእል

8 ጨረታ 21/6/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ንጉሆ ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ንጎሆ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊያን ወከለቶም ኣብ ዘለዉሉ ይከፈት

9 ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ገዘ ካብ 25 ማዕልቲታት ዘይበልፅ ይከወን

10 ተጫረቲ ንዝቅርበዎ ንብረት ኤሌክትሮኒክስ ንሐደ ዓመት ዉሕስና ክህቡ ዝክእሉን ነቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ድማ ቤት ፅሕፈት ብዘቅረቦ ዝርዝረ ረቆሒ ማለት እዉን እስፐስፊኬሽን መሰረት ከቅርብ ዝክእል

11 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0988043875/ 0914152570