ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ቤት ትልምን ፋይናንስን

ተቁ

ዓይነት ንብረት

ዝርዝር መፍለይ / መግለፂ

መለክዒ

በዝሒ

ናይ ሐደ ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

1

HDD/ሃርድ ዲስክ/ Desktop computer

500 GB

ቁፅሪ

05

2

HDD /ሃርድ ዲስክ/ laptop computer

1TB

ቁፅሪ

01

3

RAM PC3

PC3

ቁፅሪ

06

4

Keyocera printer p240dn

Formater Board

ቁፅሪ

01

5

Keyocera printer p240dn

Power supply Board

ቁፅሪ

01

6

Hp printer pro M400DN

Formater Board

ቁፅሪ

01

1 ማህተም ዝዓረፎ ፖስታ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ላብ ዝወፀሉ ዕለት 6/6/2016 ዓም ክሳብ ዕለት 8/6/2016 ዓም 9:00 ኮይኑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት 8/6/2016 ዓም ሰዓት 9:00 ይከዉን

3 ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰ መቅረባየነት ቲን ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርብ አለዎም

4 ናይዚ ፕሮፎርማ ፎርሚ ካብ ክ/ከ/ቀ/ወያነ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ከ/ስራሕ ዕደጋ ን/ምምሕዳርን ከባቢ ጅብሩክ ጥቃ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ዉርድ ኢልካ ኣብ ዝርከብ ህንፃ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 14 እናመፃእኩም ምዉሳድ ይከኣል