ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብዮ ዓዲ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ናይ 2015/2016 ዓም ዝሐደስኩም

2 እቲ ጨረታ ናይ ባዕል ዋና ሕጋዊ ማሕተምን ፊርማን ክህልዎ አለዎ

3 ተመዝገብቲ ተወሳኪ አሴት ታክስ ማለተ ቫት ኮይኖም ናይ 30 ታሕሳስ 2016 ዓም ሪፖርት ዝገብርሉ ዋንኡ ምስ ቅደሕ ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ መቅረባይነት መለለይ ካርዲ ዘለኩምን ዝሐደስኩምን

5 ናይ ግበሪ ከፋላይ መለለይ ካርዲ ማለት ቲን ዘለኩም

6 ናይ ኤሌክትሮኒክስ 1500 ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

7 ንሐደ ደኩምንት ዘይምለስ 200 ቅረሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብይ ዓዲ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ክፍሊ ብምግዛእ ክጫረት ዝክእል

8 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብይ ዓዲ ምልክታ ካብ ዝተሓላለፉ ዕለት ብምዉሳድ ናይ መወዳደሪ ዋጋ ብምምላእ ኩሎም ዝተጠቀሱ ደኩመንት ቅዳሕን ኦርጅናልን ነንበይኑ ኣብ ፖስታ ብምዕሻገ ኣብ ልዕሊ እቲ እቲ ሰነድ ጨረታ ዝተዓሸገን ፖስታ ናይ ባዕል ዋና ማሕተምን ፊርማን ብምፅሓፈ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምነ ፋይናንስን ዓብይ ዓዲ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ንክተእተዉን ንክትወዳደሩን ነተሐሳስብ

9 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዐሸገሉ ዕለት 21/6/2016 ዓም ሰዓት 4፡20 ንጉሆ እንትከዉን ሳነዱቅ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 21/6/2016 ዓም ልክዕ 21/6/2016 ዓም ሰዓት 4፡30ረፋድ ይከዉን

10 እቲ ጨረታ ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ይካየድ

11 እቲ ዝሰዓርክምዎ ዝርዝር ንብረት ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ዓብይ ዓዲ ናይ ማጎዓዝያ ሓዊሱ ዘቅርብ

12 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

13 ሰዓራይ ካብ ዝተነገረሉ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓለቲታት ከቅርብ ይግባእ

14 ኣብቲ ዝወፀ እስፒስፊከሽን ወይ መግለፂ ምንክካእ ወይ ምቅያየርን ምስራዝን ኣይፍቀድን

 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0914754301 / 0914120820/ 0914242030/ 0914747125