ቤት ፅሕፈት ትልምን ፈይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት

ናይ ፕሮፎርማ ምልክታ ቁፅሪ 004

ክፍለ ከተማ ሓድነት ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ግልጋሎት ዝውዕል ጎማ ብፕሮፎርማ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ረቑሓ ተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም።

ናይ ተጫረቲ መምርሒ ፦ /ተጫረቲ /ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ፦

1. ተወዳደርቲ ንምውድዳር ዘድልዮም ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ በቲ ስራሕ ዘርፊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ፣ ቲን ናምበር ፣ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ፣ ምስ ፕሮፎርማ ሰነድ ኮፒ ከተሓሕዝ ይግባእ፤

2. ዝተኣሸገ ፖስታ ፤ ዋጋ ዝመልኦ ኣካል ፊርማን ማህተምን ክገብረሉ ይግባእ፤

3. ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ዕለት እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀአሉ ዕለት ካብ 04/06/2016 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 07/06/2016 ሰዓት 3፣30 ተኣፂዩ ኣብቲ ዕለት 07/06/2016 ስዓት 4፣00 ንጎሆ ኣብ ቤት ፅሕፈት

ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ቁፅሪ 28 ቀበሌ 18 ንግስቲ ሕንፃ 2ይ ደብሪ ይኽፈት።

4. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ።

5. ተወዳደርቲ ወይ ኻዓ ወኪላቶም ብዘይምርካቦም ከይተኸፈተ ዝምለስ ሰነድ ፕሮፎርማ ኣይህልውን፤

6. ኣብ መንጎ መቅረባይን ቤት ፅሕፈትን መቅረባይ ዝሃቦ ናይ ዋጋ መግለፂ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል

7. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ፕሮፎርማ ካብ ዝተኸፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን 2 መዓልቲ ይኸውን

8. ዝሰዓረ ተወዳደራይ ናይ ዝስዓሮ ዓይነት ንብረት ደብዳቤ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ኣብ ውሽጢ 2' ናይ

ስራሕ መዓልቲ ብናይ በዓሌ መጎኣዝያ ኣታዊ ክገብር ኣለዎ ።

9. ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344416284

ናይ ትልምን ፋይናንስን ክ/ከ/ሓድነት ናይ መኪና ጎማ ፕሮፎርማ ዋጋ መምልዒ

ተ/ቁዓይነት ንብረትመግለፂመዐቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1ጎማ ፕረሊ/ተመሳሳሊ255*70R*15ቁፅሪ2

ዋጋ ዝመልእ አካል

ሸም

ፈርማ--

ዕለት-