ወ/ወ/ኣበረገለ ግብራ ሃይሊ ድርቂ ኮሜቴ

ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ

ወ/ወ/ኣበረገለ ግብራ ሃይሊ ድርቂ ኮሜቴ ካብ ናይ 2016ዓ/ም ብሓገዝ ዝተረኸበ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዑፉን /ምሸላ ባሕሪ/ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ይደሊ

ተ.ቁዝርዝር መግለፂሽም ዝርዝ ጣብያታት ዝበፅሕመለክዒመጠንነ/ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1/ምሸላ ባሕሪ/ንጌራ 100 ኩንታልኩንታል100
2ዑፍን/ምሸላ ባሕሪ/ንፀይቍ 150 ኩንታልኩንታል150
3ዑፍን/ምሸላ ባሕሪ/ንእባሩፋኤል 100 ኩንታልኩንታል100
4ዑፍን/ምሸላ ባሕሪ/ንጅጅቶ 100 ኩንታልኩንታል100
5ዐፍን/ምሸላ ባሕሪ/ንስምረት 150 ኩንታልኩንታል150
6ዑፍን/ምሸላ ባሕሪ/ንነ/ብርሃን 100 ኩንታልኩንታል100
ጠቅላላ ድምር700

ወ/ኣበርገለ የጭላ ግብሪ ሃይሊ ድርቂ ኮሜቴ ናይ ዑፉን ምሸላ ባሕሪ/

ናይ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ወ/ኣበርገለ የጭላ ግብሪ ሃይሊ ድርቂ ኮሜቴ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ "

❖ ዕደጋ ፈፃሚ ኣካል ወ/ኣበርገለ የጭላ ግብሪ ሃይሊ ድርቂ ኮሜቴ

1. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የገድድን እዩ "

2. ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ እዚ ኣከራኸሪ ነገር እንትፍጠር ቤት ፅሕፈትና ወ/ኣበርገለ የጭላ ግብሪ ሃይሊ ድርቂ ኮሜቴ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ሕሉው ኮይኑ 20% ምውሳኸን ምቅናስን ስልጣን ኣለዎ እዩ"

3. እዙ ናይ ዋጋ ዝርዝር መግለፂእዚ ካብ ዕለት 01/06/2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 07/06/2016 ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ይክዉን ።

መኽፈቲ ዕለት 07/06/2016ዓ/ም ሰዓት 3፣30 ታዓፅዩ ሳዓት 4፣00 ይክፈት። 

ቦታ ኣብ ወ/ኣብርገለ የጭላ ወ/ኣበርገለ የጭላ ግብሪ ሃይሊ ድርቂ ኮሜቴ ክፍሊ ቁፅሪ -----ይኸውን፡፡

4. ኣብዚ ፕሮፎርማ እትሳተፉ በቲ መስመር ዝወፀ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም፣ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ፣TIN ናምበር፣ ዝተመዝገብሉ ሰርቲፊኬት ወርሓዊ ሻት ዘእወጅሉ ኮፒ ከቅርቡ ዝኽእሉ "

5. ኣብዚ ፕሮፎርማ እዚ ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳዳራይ ኣብ ኣቅርቦት ብመጠን ብዕሬት ን ብግዜን ዝተደገፈ ኮይኑ ዘቕርብ ክኸውን ኣለዎ

6. ዘሸነፍኩምዎ ንብረት ብበዓል ሞያ ተቀባልነት ዝረኸበን ኣታዊ ናይ ዝኾነን ጥራሕ ክፍሊት ይፍፀመልኩም

7. ኣብዚ ፕሮፎርማ እዚ ኣብ ውሽጢ5ተ መዓልቲ ክተቅርቡዎ ዘይትኽእልዎ ንብረት ምውድዳር ኣይፍቀድን

8. ኣብዚ ፕሮፎርማ እዚ ከጨበርብር ዝመኮረ ወይ ዘጉላእለአ ብመምርሒ ዕደጋ ክንሕዞ ምዃንና ክነፍልጥ ንደሊ።

9. ተጫረቲ ኣብ ከይዲ ኣፈፃፅማ እቲ ጨረታ ቅሬታ እንትሃልይዎም ጥርዓኖም መጀመርያ ናብ ጨረታ ኮሜቴ እዚ ፕ/ጨረታ ካብ ዝተክፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን3+ መዓልቲ ቅድሚ ምሕላፉ ቅሬቶኦም ናብ ላዕለዋይ ሓላፊ ከቅርቡ ይክእሉ እዮም። ካልእ ኣብ ኣዋጅ ቁፅሪ 255/2007 መምርሒ ብዘሎን ነዚ መተግበሪ ዝወፀ መንርሒ ብዝእዝዞ መሰረት ይፍፀም።ኣብዚ ዝሰፈረ ምስቲ ኣዋጅ መምርሕን ኣብዚ ዝሰፈረ ምስቲ ኣዋጅ መምርሕን ዝጋነዕ ቃል ከም መምርሒ ኮይኑ ኣየግልግልን።

10. ቤት ፅ/ትና ካብ ዘዳለዎ ስፐሲፊኬሽን ንብረታት ወፃኢ ቀይርካ ምምላእ አይፍቀድን። ስለዚ በዚ መሰረት ነዞም ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘሩ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

መተሓሳሰቢያ

➢ እዚ ኣብ ላዕሊ ዘተገለፀ ንብረት ስዓራይ ዝኸነ ብናይ ባዕሉ መፅፀንን መራገፍን ናብተን ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሳ ጣብያታት ኣታዊ ዝገብር

➢ ስዓራይ ዝኾነ መቕረባይ እቲ ንብረት ካብ ዘቕረበሉ እዋን ጀሚሩ ንዘቕረቦም ዑፉን /ምሽላ ባሕሪ/ እቲግብሪ ሃይሊ ውሕስና የድልዮም ንዝበሎም ውሕስና ክኣስር ዝኽእል ምዃኑ ክፈልጥ ኣለዎ

ናይ ተወዳዳራይ ኣድራሻ ሽም --------

ዕለት--------

ፌርማ-----