Tigray Regional State Interim Administration Bureau of water And Energy

ግልፂ ጨረታ ምልክታ
መፍለዪ ጨረታ ቁፅሪ NCETG SD GOODS/09/2016

አብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ ሱቆጣ ዲክላራሽን ብዝረኸቦ በጀት ንዝተፈላለዩ ወረዳታት ግልጋሎት ዝዉዕል /AFRIDEV HAND US with all accessories./እፍዴቭ ምንድ ፓምፕ ምስ ሙሉእ ኣክሰሰሪ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊ ነጋደ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም ። 

ስለዚ እዚ ዝስዕብ ሮቋሒታት እተማልኡ ተረቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

1. ናይ 2015 ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ፡ መቅረባይነት ሰርትፊኬትን ቲንTin/ ሰርቲፊክት ዘለዎ ቫት ምዝጉባት ዝኾኑት ዲክሌሬሽን ናይ ወርሒ መስከረም 2015 ም ዘቕርቡ፣

2. ዝተዳለወ ስፔስፊኬሽን ካብ ቢሮና መዝገብ ቤት ጨረታ ብራድዮ ካብ ዝተቓለሐሉ ዕለት 01/06/2016 ዓም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 15/06/2016 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ዘይምለስ ብር 50 ብምኽፋል ጨረታ ሰነድ ምውሳድ ይካአል ::

3. ናይ ረታ መኽበሪ ብር 100,000.00 (ሓደ ሚኢቲ ሽሕ) ብር ብመልክዕ ሲፒኦ ወይ ድማ ኣብኩነታት ዘይተመስረተ ባንኪ ጋራንቲ ምስቲ ቴክኒካል ሰነድ ጨረታ ኣታሓሒዙ ከቕርብ ይኽእል::

4. እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 15/06/2016 ዓ/ም ሰዓት 3፡15 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት አብ ዘለዉዎ ይኸፈት።

5. ተጫረቲ ሐደ ኦርጂናል ቴክኒካልን ፋይናንሻል ሰነድ ነንበይኑ ብፖስታ ዝተአግ ከምኡውን 01 ኮፒ ቴክኒካል 2 ኮፒ ፋይናንሻል ነንበይኑ ብፖስታ ዝተአሸገ ሰነድ ብምቕራብ ኣብ ዝባን እቲ ፖስታ ኦሪጂናልን ኮፒ ተባሂሉ ብግልፂ ክቐርብ ኣለዎ ፡

6. ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡

7. አድራሻና ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ መቐለ

8. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስኪ ቑፅሪ 0914723753/0920326084 ምድዋል ይክእል

ናይ ጨረታ መኽፈቲን መዕፀዊን ዕለት አብ በዓል እንተዊዒሉ አብ ዝቕፅል ዘሎ ናይ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዝኸፈት ይኸዉን።