Sur Construction PLC

1 በዚ መሰረት ክተቅርቡ እትደልዩን ክተቅርቡ እትክእሉን ተጫረቲ ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ 1 የካቲት  2016 ዓም ከሳብ 13  የካቲት 2016 ዓም ላጪ ካብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዕደጋ ክፍሊ ዘይምለስ 300 ቅርሺ እናከፈልኩም ረቆሒ ጨረታን ዝርዝር ንብረትን ዝሐዘ  ሰነድ ጨረታ  ክትወስዱ የፍልጥ