ዉቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ

ምልክታ ፕሮፎርማ 04/2016

ውቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ኤሌትሮኒክስ ኣቁሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 17/05/2016 ዓ/ም ጀሚሩ ካብ ዕ/ፋን/ንብ/ምምሕዳር ኮለጅና ብምውሳድ ትወዳደርሉ ዋጋ መሊእኹም ክሳብ ዕለት 22/05/2016ዓ/ም ንጎሆ ሰዓት 3፡00 ብዝተኣሸገ ፖስታ ናብ ዉቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር ኣታዊ ክገብሩ ዝኽእሉ ተወዳደርቲ ይዕድም፡፡

ተ.ቁዓይነት ንብረትዝርዝር መግለፂመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋመብ
ብርብር
01 Computer network tool50 piecesሴት01
2BlowerMakidaቁፅሪ01
3External Hard disk1 tera transcendቁፅሪ01
4Computer mouthDellቁፅሪ15
5VGA- Computer cableSTANDARDቁፅሪ10
6Computer repair tool kit56 PIECESሴት01
7R -J45Standardቁፅሪ500
8D-Link 8 portsDES-1008Dቁፅሪ10
9ናይ ላፕቶፕ ባትሪብሳምፕልቁፅሪ01
ድምር

ተተሓሒዞም ክቐርቡ ዝግበኦም መረዳእታታት

✓ ዝተሓደሰ ምስ ዘቕርብዎ ንብረት ዝተተሓሓዘ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ መረዳእታ ፎቶኮፒ

✓ ንግብሪ ከፈልቲ ዝተውሃበ መለለዪ ቁፅሪ /ቲን/ መረዳእታ ፎቶኮፒ፣ ከቕርቡ ይግባእ፡፡

✓ ናይ 2016 ዓ.ም ዝተሓደሰ መቕረባይነት መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዞም ከቕርቡ ይግባእ፡፡

✓ ሰዓሪ ምዃኖም ምስተገለፀሎም ዝሰዓርዎ ንብረት ኣብ 2' መዓልቲ ከረክቡ ይግባእ፡፡

✓ ክፍሊት ዝፍፀም እቲ ንብረት ብዝምልከቶ ኣካል ተረጋጊፁ ተቐባልነት ምስረኸበ ኣታዊ ምስተገበረ ይኸውን

✓ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ 7' ናይ ስራሕ ማዓልቲ ይኸዉን

✓ እዚፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ ስለዘገልግል ብሕጊ ዘገድድ ምዃኑ ፈሊጦም ዋጋ ክትመልኡ ይግባእ፡፡

✓ ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 17/05/2016ዓ/ም ዝወዳደሩሉ ዋጋ መሊኦም ክሳብ ዕለት 22/05/2016ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ናብ ውቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣታዊ ክገብሩ ይግባእ፡፡

✓ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 22/05/2016 ዓ/ም ስዓት 3፡30 ንጉሆ ኣብ ውቅሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ይፍፀም

✓ ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

ንተወሳኺ ሓበሬታ ከስልኪ Tሪ 09 14 34 99 54 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡