ክፍሊ ዕደጋ ግንባር ሰሜን ምብራቅ

ስለዝኾነ ኣብቲ ዘርፊ እትነጥፉ ነጋዶ፦

➢ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም

➢ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩም ምዃንኩም መረዳእታ ክተቕርቡ እትኽእሉ

➢ ናይ ግብሪ ከፋሊ ሰተፊኬት (TIN)ን ናይ መቕረባይ ፈቓድ ዘለኩም ንኸትሳተፉ ይዕድም፡፡ብምዃኑ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ዝሓዘ ሰነድ ብር 210.00 (ክልተ ሚኢትን ዓሰርትን ብር ጥራሕ) ብምኽፋል ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብ ክፍሊ ዕደጋ ግንባር ሰሜን ምብራቅ ዓዲ-ሓውሲ ጎኒ እናት ባንኪ ዝርከብ ቢሮ እዚ ጨረታ ፃውዒት ካብ ዝተገበረሉ ዕለት 08/05/2016 -18/05/2016 ሰነድ ጨረታ ብምግዛእ በቲ ቢሮ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ከተእትዉ ከም ትኽእሉ ይገልፅ። እዚ ጨረታ ጥሪ 18/05/2016 ረፋድ ሰዓት 4፡30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ረፋድ ሰዓት 5፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዝተረኸብሉ ይኸፈት። ቤት ዕዮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ጨረታ ብኽፋል ወይ ምሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

‹‹ምስ ሰላምታ››

• ንተወሳኺ ሓበሬታ

0914593549