ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ትግራይ


1 ኣብ ላዕሊ ዝተገለፁ ዓይነት ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ 2015 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን

2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ሰርተፉኬት ዘለኩም

3 ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት መለለይ ቁፅሪ ሰርተፊኬት ዘለኩም

4 መወዳደሪ ሰነድ ካብ ቤት ዕዩ ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ትግራይ ኣብ ከባቢ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ኣድማስ ዩኒቨርስቲ ግቢ ዉሽጢ 3ይ ደብሪ ዝርከብ ካብ ዕድጋ ንብረትን ስምርትን ምምሕዳር ካብ ዕለት 7/5/2016 ዓም ክሳብ ዕለት 9/5/2016 ዓም ሰዓት 11:30 ኣብ ዘሎ ግዘ መወዳደሪ ሰነድ ምዉሳድ ከም እትክእሉ ንሕብር

5 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 10/5/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሽዑ ሰዓት 4:30 ኣብ ቤት ዕዩና ይክፈት

6 እቲ ፕሮፎርማ ከብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚረየ ኣብ ዉሽጢ 7 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሕ ይከዉን

7 እዚ ፕሮፎርማ ከም ዉዕል ኮይኑ የገልግል

8 ኣብ ናይ መንግስቲ ዕደጋ ከይወዳደር ብቢሮ ትልምን ፋይናንስን ትግራይ ዝተኣገዱ እግዱ ከይተልዓለሉ ክወዳደር ኣይክእልን

9 ቤት ዕዩና ነቲ ፕሮፎርማ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

10 ሐበሬታ ንምርካብ ብስልኪ ቁፅሪ 251913869143 ምድዋል ይከኣል

ተቁ

መግለፂ ድልየት

መለክዒ

መለክዒ

በዝሒ

ናይ ሐደ ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

1

ሳሙና ናይ ገፅ

ዓብዩ ናይ ገፅ 200ግ 1ይ ደረጃ ዲቭ ተመሳሳሊ

ቁፅሪ

40

2

ስፖንጅ

ቁራፅ 10 *15 ሳ/ሜ /ተመሳሳሊ

ቁፅሪ

12

3

ሶፍት

ጥቅላል ማሞኮ

ቁፅሪ

40

4

ኤር ፍሬሸር

መጠኑ 300 ሚሊ ዝሐዝ

ቁፅሪ

12

5

ጎሓፍ መአከቢ ንኡሽተይ

ብኢድ ዝፅቀጥ ወይ ብእግሪ ዝክፈት መክደን ዘለዎ

ቁፅሪ

2

6

መስታወት መወልወሊ

750 ሚ/ሊ ወይ ልኝሊኡ ዝሐዘ ተነፊሑ ተመሳሳሊ

ቁፅሪ

10

7

መኮስተር

ዕንፀይቲ መትሓዚኡ ኮይኑ ነዊሕ 1ይ ደረጃ ተመሳሳሊ

ቁፅሪ

10

8

መወልወሊ

ስኮፓ ናይ ጡጥ መወልወሊ እንጨት መትሓዚኡ

ቁፅሪ

10

9

መወልወሊ ኮበርታ

60*60 ሳ/ሜ

ቁፅሪ

5

10

ሳሙና ሕሩጭ ናይ ሽቃቅ

ቢም 500 ግራም 99% ወይ ተመሳሳሊ

ቁፅሪ

30

11

ሳሙና ፈሳሲ ሽቃቅ

ፍላግ ወይ ተመሳሳሊ 1 ሊትር ዝሕዝ

ቁፅሪ

48

12

ቡሩሽ ናይ ሽቃቅ

ምስ መቅመጢኡ ፎማ

ቁፅሪ

6

13

ባራኪና

800 ሊሊ 1ይ ደረጃ

ቁፅሪ

48

14

ጎሓፍ መሕፈሲ

ነዊሕ መትሓዚ ዘለዎ ካብ ጎማ ዝተሰርሐ

ቁፅሪ

5

15

ጠረጰዛ መወልወሊ

20 *20 ሳ/ሜ ወይ ልዕሊኡ ዝንፋሕ

ቁፅሪ

15

16

ፍሊት

መጠኑ 300 ሚሊ ዝሐዝ ሐ ተመሳሳሊ

ቁፅሪ

8

17

ጎንት

ብሳምፕል መሰረት ዘቅርብ

ቁፅሪ

30