ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

1 በዚ መሰረት አብዚ ክትወዳደሪ እትደልዩ ነጋዶ ብመሰረት ዘፈር ንግድኩም ናይዚ ዘበን ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም : መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ክተቅርቡ እትክእሉ : ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት እዉን ቫት ምኮንኩም መረዳእታ ዘለኩም እዚ ግልፂ ጨረታ ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ክሰብ 9/5/2016 ዓም ሰዓት 11:30 አብ ዘሎ ግዘ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ጨረታ ካብ ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳርን ንብረትን ሳልሳይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 19 ዘይምለስ 200 ቅርሺ ሰነድ ኤሌክትሮኒክስ ከፊልኩም ብምዉሳድ ክትጫረቱ ንዕድም

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0344406451