ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ክልል

1ናይ ዘበኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም

2 ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ክቅርብ ዝክእል

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎም

4 ተመዝገብቲ ተወሳኬ እሴት ታክስ ማለት እዉን ቫት ምካኖም መረዳእታ ክቅርቡ ዝክእሉ

5 እዚ ግልፂ ጨረታ ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ክሳብ  23 ታሕሳስ 2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 11:30 ኣብ ዘሎ ግዘ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ጨረታ ካብ ዳይሬክተሬት ዕድጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 19 ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ክትጫረቱ ይዕድም

6 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 2 ጥሪ 2016 ሰዓት 11:30

7 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 3 ጥሪ ሰዓት 4:00