ቢሮ ሲቪል ሰርቪስ ክልል ትግራይ

ንቲ ኮሜሽን ዝዉዕሉ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት ቀዋሚን ሃላቅን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ናይ ዘበኑ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገበቲ ዝኮኑን መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ዘለዎም

2 ቢሮ ፋይናንስን ምትሕሕባር ሃፍቲን ብዘዉፆ መሰረት ኣብ ዝርዝር መቅረበቲ ዝተመዝገብኩም ምካንኩም መረዳእታ ቅዳሕ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 መከበሪ ጨረታ 4000 ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

4 ሰነድ ጨረታ ካብ ኮሚሽን ስቨል ሰርቪስ ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 9 ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 19 ታሓስስ 2016 ዓም ክሳብ 23 ታሐሳስ 2016 ዓም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ምግዛእ ይከኣል

5 እቲ ጨረታ 23 ታሐሳስ 216 ዓም ሰዓተ 3:30 ተዓፀዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከበሉ ኣብቲ ቅድሚ ኢሉ ዝተጠቀሰ ኣድራሻ ብግልፂ ይክፈት

6 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይተረኪቦም እቲ ጨረታ ካብ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን

7 ሰዓርቲ ዝሰዓርዎ ኣቅሑት ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ ናብቲ ቢሮ አታዊ ይገብሩ

8 እቲ ኮምሽን ካብ ዝዕድጎም ኣቀሑት 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ መሰለ አለዎ

9 እቲ ኮምሽን ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0344409426 / 0344402431