ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ላዕላይ ማይጨዉ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ዓመታዊ ግብሪ ዝከፈለን ናይ 2016 ዓም በጀት ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰን

2 ናይ ነጋዳይ መለለይ ቁፅሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ከቅርብ ዝክእል

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2016 ዓም ሒሳብ ዘወራረደሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእልን ኣብ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገበን

4 ኣብ መቅረብቲ ዝተመዝገብኩም ቅድም ክብል ናይ ዝተጠቀሱ ረቆሒታት መረዳእታ ዋናኡን ሐደ ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል

5 ንጨረታ መከበሪ ንዘይሰዓሩ ሽዑ ዝመለስ ንቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት 5000 ቅርሺ :  ንኣቅሐት ኤሌከትሮንክስ 5000 ቅርሺ : ንሑፃ ወይ እዉን ሐሸዋ ጃያህያን ስሚንቶን 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይድማ ተረጋጊፁ ብዝቀረበ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል

6 ጨረታ ሰዓሪ ምካኑ ምስተገለፀሉ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓለቲታት ቀሪቡ ዉዕሊ ክኣስረ ዝክእል

7 ሰዓራይ ዝሰዓሮ ንብረት በቲ ዝተወዳደሮ ዝርዝር መዓቀኒ መሰረት ካብ ዉዕሊ ዝኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ወሸጢ 10 መዓልቲታት ናብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ክፍሊ ንብረት አታዊ ክገብር ዝክእል

8 ሰነድ ጨረታ ዝርከብሉ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ኣብ ዝርከብ ህንፃ ክወስዱ ዝክእል ኮይኖም ንቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት 50 ቅርሺ  ቅርሺ :  ንኣቅሐት ኤሌከትሮንክስ 00 ቅርሺ : ንሑፃ ወይ እዉን ሐሸዋ ጃያህያን ስሚንቶን 50 እናከፈሉ ብምዉሳድ ነሐደ ዘቅርብዎ ዋጋ መሊኦም

9 ብሽምኩም ዝተዓሸገ ፖስታ ካብ 18 ታሕሳስ 2016 ዓም ክሳብ 30 ታሕሳስ 2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ናይ መንግስቲ ሰዓት ኣብ ከይዲ ስራሕ እቲ ቤት ዕዩ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ  ምእታዉ ትክእሉ ሳንዱቅ ጨረታ 30 ታሕሳስ 2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:30 ቅድም ቀትሪ ተዓፅዩ  ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ቅድም ቀትሪ ናይ ንጉሆ ተጫረቲ ወይ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ዝክፈት ኮይኑ ኩሉ ዘድሊ ኣመሊኦም ብዘይለዉሉ ክክፈተ ሎም ከም ዝክእል ንገልፅ

10 ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

11 እቲ ቤት ፅሕፈት 20 ሚእታዊ ምዉሳክን ምንካይ ይክእል

ንዝበለፀ ሐበሬታ   0913875262  ደዊልካ ምሕታት ይከአል

መዘካከሪ :ሑፃ ወይ እዉን ሐሸዋ ጃይህያን ስሚንቶን ናብ ጣብያ ዓዲ ፃፊ ፉሉይ ሽሙ እናዳባት ናብ ዝብሃል ቦታ ከቅርብ ዝክእል ምኮንኩም ፈሊጥኩም ምስ ንብረት ክፍሊን ሐታቲ ቤት ዕዩ ባዕሎ ሞያ ብዝለዎ ኣታዊ ክግብር  ዝክእል ምኮኑ ክፈልጥ አለዎ