ቢሮ ፋይናንስን ምትሕሕባር ሃፍትን

በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፉ/ፋ ትኽእሉ/ላ፡፡ መምርሒ ተወዳደርቲ/ተጫረቲ/

1. ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም፡፡

2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፍ ዘለዎ፣

3. ናይ ግብሪ ከፈላይ ቁፅሪ /TIN ዘለኩም፡፡

4. 2% Withholding tax ክኸፍል ዝኽእል።

5. ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ከቕርብ ዝክእል።

6. ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ካብ ዝተገለፀልኩም እዋን ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 2' መዓልቲ ብናይ ባዕልኹም ትራንስፖርት ናብ ቢሮና ክተቕርቡ ትኽእሉ ነጋዶ ንግዲ ፍቓድኹም፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅርኹምን ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትኩምን ኮፒ ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፅና መወዳደሪኹም ሽም፣ ኣድራሻን ናይ ትካልኹም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 19/04/2016 ዓ/ም ክሳብ 23/04/2016 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ክተቕርቡ/ክትወዳደሩ ትኽእሉ።

7. እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 23/04/2016 ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ቑፅሪ 2-19 ይክፈት።

8. ሰዓርቲ እተቅርብዎ ንብረት ቅቡል ዝግበር ቢሮና ብዝወከሎም ሰብ ሞያታት ተፈትሹ ብዝተጠየቐ ስፔስፍኬሽን ምዃኑ ምስ ተረጋገፀ እዩ፡፡

9. መቅረባይ ትካል ከይፈፀሞ ካብ ዝተረፈ ናይቲ ውዕሊ በብመዓልቱ 0.1% ወይም ' ጠቂሊልኩም ኣታዊ ተዘይገይሩኩም ብሕጊ ንሓተኩም ምካና ቅፅዓት ተፈፃሚ ኮይኑ

10. ኣብ ስቶር ኣቑሑት ዘይብሉ ተወዳዲሩ ሰዓራይ ዝኾነ ትካል ኣብ ስራሕና ንዝበፅሕ ምትእጉጓል ተጠያቂ ምዃኑ፣

11. እዚ ሰነድ ጨረታ ፕሮፈርማ እዙይ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ ከም ዘገልግል ክትፈልጡ ይግባእ።

12. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

13. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን እቲ ጨረታ ፕሮፎርማ ተራእዩ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 02 ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን፡

14. ናይ ቀለም 6‛ ወርሒ ዉሕስና ክህበና ዝክዕል ። 14.ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344415291 /0344415152 ደዊልኩም ምሕታት ይኽእሉ።

15. Websites www.tbpf.gov.et