ዉቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ

ውቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ኤሌትሮኒክስ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩ ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 19/04/2016 ዓ/ም ጀሚሩ ካብ ዕ/ፋን/ንብ/ምምሕዳር ኮለጅና ብምውሳድ ትወዳደርሉ ዋጋ መሊእኹም ክሳብ ዕለት 22/04/2016ዓ/ም ንጎሆ ሰዓት 3፡00 ብዝተኣሸገ ፖስታ ናብ ዉቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር ኣታዊ ክገብሩ ዝኽእሉ ተወዳደርቲ ይዕድም፡፡

ተ.ቁዓይነት ንብረትዝርዝር መግለፂመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
ብርብር
1ዘP ፕሪንተርLaserjet Pro | M404drቁፅሪ03
2ዲቫይደር134,2500*250OW with inner fuse በዓል 8 ነኳል 2' ቀይሕን ቆፃልን መብራህቲ ዘለዎ1 ደረጃ 2 ጫፍ ፀሊም ዘለዎቁፅሪ50

ተተሓሒዞም ክቐርቡ ዝግበኦም መረዳእታታት

✓ ዝተሓደሰ ምስ ዘቕርብዎ ንብረት ዝተተሓሓዘ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ መረዳእታ ፎቶኮፒ ት

✓ ንግብሪ ከፈልቲ ዝተውሃበ መለለዪ ቁፅሪ /ቲን/ መረዳእታ ፎቶኮፒ፣ ከቕርቡ ይግባእ፡፡

✓ ናይ 2016 ዓ.ም ዝተሓደሰ መቕረባይነት መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዞም ከቕርቡ ይግባእ፡፡

✓ ሰዓሪ ምዃኖም ምስተገለፀሎም ዝሰዓርዎ ንብረት ኣብ 2' መዓልቲ ከረክቡ ይግባእ፡፡

✓ ክፍሊት ዝፍፀም እቲ ንብረት ብዝምልከቶ ኣካል ተረጋጊፁ ተቐባልነት ምስረኸበ/ ኣታዊ ምስተገበረ ይኸውን

✓ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ 2 ተከታታሊ | ማዓልቲ ይኸዉን

✓ እዚፕሮፎርማ ከምውዕሊ ኮይኑ ስለዘገልግል ብሕጊ ዘገድድ ምዃኑ ፈሊጦም ዋጋ ክትመልኡ ይግባእ፡፡

ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 19/04/2016ዓ/ም ዝወዳደሩሉ ዋጋ መሊኦም ክሳብ ዕለት 22/04/2016ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ናብ ውቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣታዊ ክገብሩ ይግባእ፡፡

✓ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 22/04/2016 ዓ/ም ስዓት 3፡30 ንጉሆ ኣብ ውቅሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ይፍፀም

✓ ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ /09 14 34 99 54/ ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡