ኤንተርፕራይዝ መፅናዕቲን ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ

ካብዚ ቀፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ዘይምለስ 50 ብምክፋል ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ ንክተቅርቡ ንዕድም

1 ናይ 2015 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ ክተታሓሕዙ ትክእሉ

2 ናይ መቅረባይ ምዝገባ ሰርተፊኬት ቲን ቁፅሪ ዝሓዞ ኮፒ ክተታሓሕዙ ትክእሉ

3 ቫት ተመዝጋቢ ተኮይኖም ናይ ቫት ሰርተፊኬት ኮፒን ዘቅርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሐወሰ ክከዉን አለዎ

4 ጨረታ መክበሪ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ 3000 ሰለስተ ሽሕ ብር ከትሕዙ ዝክእሉ

5 ዝተኣዘዘ ንብረት አሸናፊ ኮይኖም እንትርከቡ ዉዕሊ ኣሲሮም ንብረት ኣብ ዉሽጢ 10ተ መዓልታተ የረክቡ

6 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 10/4/2016 ዓም ክሳብ 24/4/2016 ዓም ኮይኑ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓሺጉ ሰዓት 4:30 ይከፈት

7 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፍል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ተቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለይ ቁፅሪ

መጠን

በዝሒ

ነ/ዋጋ

ጠ/ዋጋ

መብርሂ

1

ጎማ ምስ ካላማደርያ / Tyer & Inner Tube

7.50 * 16

pcs

25

Grand Total

ንተወሳኪ ሓበሬታ ስሐቁ 0344418556 ወይም 0914 786075