ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ

ስለዚ ነዚ ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ረቃሓ ዝታማልኡ ነጋዶ ንክትጫረቱ ንዕድም፡፡

1. ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለን

2. ቲን መፍለይ ቁፅሪ ዘለዎን

3. ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ

4. ጨረታ መከበሪ ናይ 3ooo ብር ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

5. ጨረታ ሰነድ 30 ብር ብምክፋል ካብ ለምለም ካርል ሆ/ል ዕ/ፋ/ን/ምም/ር መፂኩም ትወስዱ እትክእሉ ምካንኩም ንገልፅ

6. 2 % ዊዝ ሆልዲንግ ክከፍል ዝክእሉ

7. ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ እዋን ዕለት 9/04/2016ዓ.ም ስካብ 18/04/206ዓ.ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ይከውን

8. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 18 /04/2016 ዓ/ም ሰዓት 4፡oo እንትከውን ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ ዕለት 1 8/04/ 2016 ዓ/ም ስዓት 4፡30 መቀለ ጥዕና ቢሮ ይኸውን

9. ጨረታ እንትከፈት ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከቡሉ ይከፈት

10. ጨረታ ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተነገሮ ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ውዕሊ ክኣስር ዝክእል

11. እቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝን ዘይንበብ ንግዲ ፍቃድ ፣ቲን ናበር እንተሃልይዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን

12. ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

NB ፡- ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0935703350 ደውልካ ምሕታት ይከኣል፣፣