ማእከል ቤት ፍርዲ ዞባ ሰሜን ምዕራብ

1 ናይ 2016 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሰን ምስ ዋንኡ ዘቅርብን

2 መቅረባይነት ዝተመዝገብሉ ዋና ምስ ቅዳሕ ዘቅርቡ

3 ቲን ናምበር ዘለዎ ዋና ምስ ቅዳሕ ዘቅርብ

4 ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት እዉን ቫት ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2016 ዓም ዋና ምስ ቅዳሕ ዘቅርብ

5 ሰነድ ጨረታ ካብ 8 ታሕሳስ 2016 ዓም ንግሆ ሰዓት 4:00 ጀሚሩ ክሳብ 26 ታሐሳስ 2016 ዓም ክወስድ ዝክእል

6 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ እናከፈሉ ካብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 8 ክወስዱ ይክእሉ

7 ጨረታ 26 ታሐሳስ 2016 ዓም ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ረፋድ  ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ፖስታ ኣብዚ ናይ ጨረታ መምርሒ ዝተቀመጠን ካልኦት ናይ ጨረታ ጎባእትንመረዳእታ እስካብ ዘማለአ ብኣካል እንተዘይቀሪቡ ዉን ፖስቶም ኣብ ጨረታ ክክፈት ይክእል እዩ

9 ዘትሓዝዎ መክብሪ ጨረታ ብሽም ዘትሓዝዎ መጠን ገንዘብ ወይ ብብናክ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ይከዉን

10 ሰዓራይ ጨረታ ድሕሪ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስረ ዝክእልን ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ከቅርብ ዝክእልን

11 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0919031462