ዝርዝር ንብረት | መለክዒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|
ገመድ ኣልባ ማውዝ | ቑፀሪ | 23 | |||
ኮንቨክተር ኬብል /HDml/ | ቑፀሪ | 4 | |||
ኮፒተር Dell | ቑፀሪ | 1 | |||
ናይላፕ ቶፕ /ቶሽባ/ ቻርጀር | ቑፀሪ | 1 | |||
ስቴፕላይዘር 1500w gato | ቑፀሪ | 11 | |||
ዲቫይደር በዓል 8 ነኻል | ቑፀሪ | 20 | |||
ላፕ ቶፕ ዘP ኮር I7 | ቑፀሪ | 4 | |||
ላፕ ቶፕ ዘP ኮር I5 | ቑፀሪ | 1 | |||
ማዘር ሊድ Laser | ቑፀሪ | 1 | |||
Sony/ካሜራ/ PXY-2 150 ካሜራ ምስ ሙሉእ ኣከሰሰሪ | ቑፀሪ | 1 | |||
አስ ሪከርድስ ረድዮ | ቑፀሪ | 1 | |||
ፕሮሮሰን | ቑፀሪ | 5 | |||
usB cable በዓል 4ተ ሜትሮ | ቑፀሪ | 3 | |||
ፐሪንተር ዘP | ቑፀሪ | 1 | |||
ሚሞሪ ካሜራ በዓል 32 GB | ቑፀሪ | 3 | |||
ድራታ ባትሪንእሽተይ | ደርዘን | 2 | |||
ድራምኔት 2040 DN | ቑፀሪ | 1 | |||
ፐሪንተር ኬብል 4 ሜትሮ | ቑፀሪ | 1 | |||
VGA Cable | ቑፀሪ | 6 | |||
DS (ደስል) ናይ ኢንተርኔት | ቑፀሪ | 2 | |||
500 GB HARD DISK | ቑፀሪ | 4 | |||
ኢንተርናል ሃርድ ዲስክ ኮምፒተር 500 GB | ቑፀሪ | 3 | |||
ፎርማተር ቦርድ ናይ brother H-16200row ፕሪንተር | ቑፀሪ | 1 | |||
ፍለሽ 16 GB ROGas | ቑፀሪ | 4 | |||
CD ናይ Ecosys M2640 idw ኮፒ | ቑፀሪ | 1 | |||
Dveloperናይ2o40dnEcosys ፕሪንተር | ቑፀሪ | 1 | |||
CD ናይ HP Laser Jet P2055 ፕሪንተር | ቑፀሪ | 1 | |||
Router /ሮዉተር/ ባዓል 24pin | ቑፀሪ | 1 | |||
ዴስክ ቶፕ ኮፒተር /DEll flat / ምስ ሙሉእ ኣክሰሰሪcore | ቑፀሪ | 1 | |||
Router /ሮዉተር/ምስ ቻርጀሩ | ቑፀሪ | 1 |
መምርሒ ተጫረቲ
ቤ/ፅ /ት/ል/እ/ምም/ርፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር ወ/ኣበርገለየጭላ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ናይ ዝተፈላለዩ ቤትፅሕፈታት ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፡፡
v. ዕደጋ ፈፃሚ ኣካል ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕ/ን/ምም/ርን ወ/ኣብርገለ የጭላ ✓ ልዕሊ 200,000 ብር ኣብ ዝዋግኡ እትሳተፉ ተጫረቲ vatተመዝገብቲ ዝኮኑ ወርሓዊ ድክለሬሽንካቅርቡ ዝክእሉ ü ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍላይ ቁፅሪ /TN/ከቅርቡ ዘኸእሉ ü ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ከቅርቡ ዝኸእል ü በቲ መስመር ዝተሓደሰ ናይ 2016ዓ/ምንግዲ ፍቓድ ዘለዎም
v. ኣብ ከይዲ ጨረታ ከጭብርብር ዝሙኩር ካብ ጨረታ ወፃኢ ከም ዝኸውንን ፣ ኣብ ቀፃሊ ኣብ ዕደጋ መንግስቲ ከይሳተፉ ከም ዝግበርን፣ዘተሐዙዎ መኸበሪ ጨረታ ከም ዝውረስን ፈሊጦም ስርዓት ጨረታ ኣኸቢሮም ዝኣትው -ናይ ጨረታ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ ን15 መዓልቲ ይኸውን 5000.00 ብር መኽበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዙ ዝኽእሉ
v. ሰነድ ጨረታ እዙ ምልክታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 04/04/2016 ዓ/ም ጀሚሩ ዘይምለስ 50/ሓምሳ ቅርሺ/ናይ ደኩመንት ዋጋ ብምኽፋል ንተኸታታሊ 10ተ መዓቲታት አብ ቤትፅሕፈትል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር ወ/ኣበርገለ የጭላ 1ይ ደብሪ ቁፅሪ 28 ብምምፃእ ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ትኽእሉ ድሕሪ ምዕፃው ጨርታ ሳንዱቅ ዝመፅእ ዝኮነ ይኹን ጨረታ ሰነድ ተቐባልነት ዘይቡሉ ምዃኑ
v. ተጫረቲ እቲ ጨረታ መክፈቲ ዕለት 15/04/2016ዓ/ም ም ዃኑ ፈሊጦም ድሕሪ 3ተናይ ስራሕ መዓልቲታት ውዕሊ ዝኣስሩን መኸበሪ ውዕሊ ናይ ስራሕ ኣፈፃፅማ /ፖርፎርማንስ ቦንድ ድማ /10%/ ናይቱ ዝሳዓርዎ ድምር ዋጋ ከትሕዙ ኣለዎም እቲ ዘትሓዘዎ መክበሪ ጨረታ ብር 5000 /ሓሙሽተ ሽሕ/ ክሳብ ውዕሊ
v. ዝኣስሩ ዘገልገል ይኸውን ውዕሊ ምስኣስሩ መክበሪ ናይ ስራሕ /ፖሮፎርማንስ ቦንድ/ 10% ምስ ኣትሓዙ ይልቀቅ ብባንኪ ዘተረጋገፀ CPO ዝተሓዝ ኮይኑ ውዕሊ መኽበሪ ውዕሊ ኣፈፃፅማ ስራሕ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብዝኣሰርዎመሰረት ኦርጂናል ንብረት ምስ ኣቕረቡ ይልቀቐሎም/ለን፡፡
v. ተጫረቲ ንሓደ ዓይነት አቕሓ ዝመልእዎ ዋጋ ማዕረ እንተኾይኑ እቲ ንብረት ማዕረ ተማቂሎም ዘቕርቡ ምኻኖም
v. ሰነድ ጨረታ ብክልተ ፖስታ /ኦርጅናልን ኮፒን / ተዓሽጉ ዝቐርብ ኮይኑ እቲ ዝተመለአ ዋጋ ግልፂ ኮይኑ ብናይቱ ድርጅት ላዕለዋይ ሓላፊ ተፈሪሙን ማህተም ዓሪፍዎን ምስ ምሉእ ኣድራሽኡን ሰነዱን ይቐርብ፡፡ እቲ ጨረታ ሰነድ መረከቢ እዋን ዘብቀዐሉ ግዜ ዕለት 15/04/2016ዓ/ም ስዓት 4:30 ተዓፅዉ ብተማሳሳሊ ዕለት ስዓት5፡00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ርወ/ኣበርገለ የጭላ ቁፅሪ 28ተ ይክፈት
v. ኣብዚ ጨረታ እዚ ኣከራካሪ ነገር እንትፍጠር ቤት ፅ/ትና ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ፡፡ ኣብዚ ፕሮፎርማ እዚ ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳዳራይ ኣብ ኣቅርቦት ብመጠን ብዕሬት ን ብግዜን ዝተደገፈ ዘቕርብ ኮይኑ ቤት ፅሕፈትና ኣብዚ ዕድጊተ 20% ናይ ምውሳኽን ምቅናስን ስልጣን ይህልዎ
v. ተጫረቲ ኣብ ከይዲ ኣፈፃፅማ እቲ ጨረታ ቅሬታ እንትሃልይዎም ጥርዓኖም መጀመርያ ናብ ጨረታ ኮሚቴ ቀፂሎ ም 3ተ ተካታታሊናይ ስራሕ መዓልቲ ቅድሚ ምሕላፉ ቅሬተኦም ናብላዕለዋይ ሓላፊ ከቅርቡይኸእ እዮም፡፡ ካሊእ ኣብ ኣዋጅ ቁፅሪ 255/2007 ብዘሎን ነዚ መተግበሪ ዝወፀ መምርሒ ብዝእዝዞ መሰረት ይፍፀም፡፡ ኣብዚ ዝሰፈረ ምስቲ ኣዋጅ መምርሕን ዝጋነዕ ቃል ከም መምርሒ ኮይኑ ኣየገልግልን፡፡
መተሓሳሰቢ፡-
Ø እዚ ኣብ ላዕሊ ዘተገለፀ ንብረት ስዓራይ ዝኸነ እቲ ንብረት ኦርጂናል ዕሩይ ኮይኑ ብናይ ባዕሉ መፅዐንን መራገፍን ናብ ወ/ኣበርገለ የጭላ ቤ/ፅ/ት/ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር ኣታዊ ዝገብር፡፡ ቤ/ፅሕፈትና ቶም ተረጋጊፆም አታዊ ናይ ዝኾኑ ንብረታት ጥራሕ ክፍሊት ዝፍፅም ይኸውን
Ø ስዓራይ ዝኾነ መቕረባይ እቲ ንብረት ካብ ዘቕረበሉ እዋን ጀሚሩ ንዘቕረቦም ንብረታት እቲ ቤት ፅሕፈት ውሕስና የድልዮም ንዝበሎም ንብረታት ውሕስና ውዕሊ ክኣስር ዝኸእል ምዃኑ ክፈልጥ ኣለዎ ምስ ሰላምታ/ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ንከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ርን ወ/አበርገለ የጭላ ናይ ተዋዳዳራይ ኣድራሻ ስም. ቀበሌ ሲቁ