ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ

 ስለዙይ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ መስረሒ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም።

ተ.ቑዓይነት ንብትመግለፂመዐቀኒበዝሒናይ ሐደ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
1ታብሌትብስፐስፊኬሽን መሰረትቑፅሪ01

መተሓሳሰቢ

➢ ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ፣ ናይ መቅረባይነትን TIN Noን ከቅርቡ ዝኽእሉ::

➢ ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 04/04/2016 ዓ/ም እስካብ ዕለት 08/04/2016 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ሰዓት 4፡30 ይኸፈት::

➢ ስርዝ ድልዝ ዘለዎ ሰነድ ጨረታ ዝተመሓየሸሉ ፊርማ እተዘይብሉ ተቐባልነት ዘይብሉ ምኻኑ ብጥብቒ ነተሓሳስብ።

➢ ዝተዳለዎ ሰነድ ብናትና መቕረቢ ዋጋ መልኡ ከቕርብ ይግባእ፡፡

➢ እቲ ንብረት በቲ ዝተጠቀሰ ስፐሲፊክሽን መሰረት ክኸዉን ይግባእ::

➢ እቲ ዝቐርብ ንብረት ደረጅኡን ፅሬቱን ዝሓለወ 1ይ ደረጃ ክኸውን አለዎ::

➢ ሰዓር ትካል ኦርደር ምስበፅሖ እቲ ንብረት ኣውሽጢ 3 መዓልቲ ብናይባዕሉ መጓዓዝያ ኣታዊ ዝገብር።

➢ እቲ ቢሮ ዘቅመጦም ረቛሒታት ንዘይተማልኡ መቅረብቲ ትካላት ካብቲ ዉድድር ወፃኢ ይኸውን።

➢ ኣብዚ ፕረፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕረፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕሉዉ ዩ::

➢ እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል::

➢ ፕሮፎርማ አብ ዝኸፈተሉ ሰዓትን ቦታን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ክርከቡ ይግባእ::

➢ ፕሮፎርማ አብ ዝኽፈተሉ ሰዓትን ቦታን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ክርከቡ ይግባእ::

➢ ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ኮምፕሌክስ ናይ ሓባር ህንፃ ኣብ 1ይ ደብሪ እዩ።

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344200158 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣልእዩ።

NB በዚዝቐረበ ስፐስፊኬሽን ኣብ ኢድኩም ዘይብልኩም ክትመልኡ የብልኹምን።