1. ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተዓደለሉ ዕለት04/04/2016 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት08/04/2016 ስዓት 04፡00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ዘሎ መዓልቲ መወዳደሪ ፕሮፎርማ ክተቕርቡ ንሕብር።
2. ተወዳደረቲ እቲ ዝሰዓርክምዎ ንብረት አብ ወሽጢ 7 መዓልቲ ኣታዊ ክትገብሩልናን እናገለፅና ኣታዊ ዝከውን ድማ በዓል ሞያ ምስ ኣረጋገፆ ይከወን።
3. እዚ ፕሮፈርማ እዙይ አብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ከም ሕጋዊ - ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።
4. ዝሳዓረ ትካል ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቤት ዕዮና የምፅእ፣
5. ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን ሰርቲፊኬትን /tin/ መቅረባይን ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ክተቕርቡ ንሕብር ።
ተ/ቁ | ዝድለ ዓይነት ንብረት Material | መፍለይ ቁፅሪ Specification/part Number/ | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | ||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | ብር | ሳ | |||||
1 | ጎማ ምሰ ካለማደርኡ ብሪጂስቶን | 235/70R16 | ብቁፅሪ | 05 |
ናይ ፕሮፎርማ መቅረቢ
ሽም _________________
ፊርማ _________________
ኣድራሻና
ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5 ጥቃ ደደቢት ስ.ቁ 0344401875