ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ/ቲን ቁፅሪ /ንናይ ቫት ሰርተፈኬት ናይ ቀረባ እዋን ናይ ቫት ዲክልሬሽን ብቅዳሕ ከተሓሕዝ ዝክእል

2 መጫረቲ ሰነድ ዘይመለስ 100 ብር ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ክይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብ/ምምሕዳር ምዉሳድ ይክእሉ

3 መጫረቲ ሰነድ ንተወዳደረቲ ክፋት ኮይኑ ዝፀንሕ ካብ ዕለት 3/4/2016 ዓም ክሳብ 12/4/2016 ዓም ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 12/4/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ወኪላቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት ኮይኑ ግና ተጫረቲ ወይ ወከለቶም ዋላ እንተዘይተረኪቦም ጨረታ ንምክፋት ዘፀግም ኩነታት እንተዘይተረኪቡ ጨረታ ምክፋት ኣይከኣልን

4 ተጫረቲ 3000 ጨረታ መከብሪ ብጥረ ገንዘብ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ከትሕዝ ዝክእል

5 ኣብ ፖስታን ኣብ መጫረቲ ሰነድኩም ናይ ትካልኩም ማህተም ክዓርፎ ይግባእ

6 ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ እዚ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ን 7 መዓልታት ይከዉን

7 ተዓዋታይ ሰዓራይ ምካኑ ብደብዳቤ ካብ ዝተገለፀሉ ኣብ ዉሽጢ 3 ናይ ሰራሕ መዓልታተ ናይ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ብምትሓዝ ዉዕሊ ዝአስር

8 ተፃዋታይ ዉዐሊ ካብ ዝኣሰረሉ ኣብ ዉሽጢ 3 ናይ ሰራሕ መዓለቲታት ናይ ዝሰዓሮ መለዋወጢ ኦርጅናል ከቅርብ ዝክእል

9 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

10 ተጫራታይ ድሕሪ ጨረታ ምዕፃዉ ካብ ጨረታ ምዉፃእ ኣይከኣልን

11 ንዝበለፀ ሐበሬታ ናብ ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስ ቁፅሪ 34 ብኣካል ብምምፃእ ምሕታት ይከኣል እዩ

ናይ ሪች ፒካኣፕ መለዋወጢ

ሪጋ

ዝርዝር ዓይነት

ድሌት መግለፂ

መለክዒ

በዝሒ

ናይ ሐደ ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

1

ኢንጂክተር ኖዝል

D146 + A006

pcs

4

2

በሪ መክፈቲ ብፀጋም ናይ ደገ

806702ZY1B + P104

pcs

1

3

በሪ መክፈቲ ብየማን ናየ ደገ

806702ZY1B + P104

pcs

1